ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ከባቢታት ዕዳጋ ኣካላዊ ርሕቐት ምሕላው ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኮቪድ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ መሰረት ብምግባር ኣብ ከባቢታት ዕዳጋ ኣካላዊ ምርሕሓቕ ክኽበር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ዕዳጋታት…
ኮሮናቫይረስ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብዕሊ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብዕሊ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከል ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ስራሕ ናይቲ ቦርድ ብዕሊ እንተጅምሩ ከምዝበሉዎ፥ ኢቲ ቦረድ ምስ ህይወት ደቂ ሰባት ብሰፊሑ ዝተኣሳሰረ ስለዝኾነ ኣብ ዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኣድሂቦም ምስ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ኣብ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ትካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ኣብ ቀረባ እዋን ዘውፀኦ ህፁፅ ግዘ ኣዋጅ ብላዕለዋይነት ዝመርሕ ብቀዳማይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 74 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 74 እንትበፅሑ 14 ሰባት ድማ ካፍቲ ሕማም ከምዝሓወዩ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም 247 ውልቀ ሰባት እቶም ሰለስተ ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ…
ኮሮናቫይረስ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምክልኻል ቫይረስ ኮረና ዘገልግሉ ናውቲ ሕክምና ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምክልኻል ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዘገልግሉ 35 ሽሕ ሌትሮ ሳኒታይዘር፣ 30 ሽሕ ማስክ፣ 85 ሽሕ ጓንቲ ኢድ ሓካይምን 5 ሽሕ ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና መልእኽቲ ዝሓዙ ብሮሸራትን ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ተርሚናል ወደብ ሞጆ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ። ተርሚናልን ወደብን ሞጆ መብዛሕትኦም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉን ዝመፅኡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕዚ እውን ምርግጋፅ ድሕንነትን ህልውናን ህዝብና ናይ ኩሎም መደባትና እምነ-ኩርናዕ ምዃኑ ክስመረሉ ይግባእ -ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምርግጋፅ ድሕንነትን ህልውናን ህዝቢ ናይ ኩሎም መደባት እምነ-ኩርናዕ ምዃኑ ክስመረሉ ከምዝግባእ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብሚካኤል ገሊፆም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብሚካኤል ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌሰቡክ ገፆም ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ህዝቢ ትግራይ ከም ሕሉፍ ታሪኽ ቫይረስ ኮረና ንምሽናፍ ዓቕሚ ይኹን ተሞክሮ ኣለዎ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንሰለስተ ወርሒ ዘውፀኦ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣመልኪቶም ትማሊ ንጋዜጠኛታት መብርሂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መላእ ትግራይ ካብ ዕለተ ሶኒ ጀሚሩ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ዳህሳስ መኸተ ቫይረስኮሮና ክካየድ እዩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዕለተ ሶኒ 5 ሚያዚያ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ዳህሳስ ቫይረስ ኮሮና ከምዝካየድ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ሓጎስ ጎደፋይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዳህሳስ 23 ሽሕ በዓል ሞያ ዝሳተፋሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብ“ቴሌፎን” ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኮቪድ-19 ብዝምልከት ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ “ዶክተር ቴድሮስ እዋናዊ…