ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 24 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 24 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ከም ሃገርን ከም ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ቫይረስ ኣመልኪቶም…
ቢዝነስ ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ Gebremariam Weldegerima May 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ሓላፊ/ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ዝውውር ገንዘብ ናብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 14 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 271 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 14 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 18, 2020 0 አዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ ኢትዮ ሱዳን ተዛዚሙ። እቲ ብቀዳማይ ሚኒስትራት ክልቲአን ሃገራት ዝተወከለ ኣኼባ ላዕለዋይ ኮሚቴ ፖለቲካ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም፣ ኣብ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ዶብን ኣዋሰንቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ርእይቶ ሰብ ሞያታት ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፃራዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ዘዳለዎ ካልኣይ መድረኽ ርእይቶ ሰብ ሞያታት ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ሸራተን ኣዲስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ኣብ ከይዲ ምርቃቕ ዝተሳተፉ ሰብ ሞያታት ርኢቶ እናሃቡ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 775 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ዝተገበረ ምርመራ 35 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ከምዝተረጋገፀ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተተኸሉ ተኽሊታት 84 ሚኢታዊ ከምዝፀደቑ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima May 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እዋን ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ዝተተኸሉ ተኽሊታት 84 ሚኢታዊ ከምዝፀደቑ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ካብ ኩባኒያ ቦይንግ ክፍሊት ካሕሳ ከምዝፅበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ካብ ኩባኒያ ቦይንግ ክፍሊት ካሕሳ ከምዝፅበ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም፥ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ልዕሊ ኣውሮፕላን ቦይንግ ማክስ 737 ዝበፅሐ ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣመራርሓታት ተፀዋዕቲ ትካላት ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ፌዴሪኢ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ኣፈፃፅማን እዋናዊ ጉዳይን ኣድሂበን ምስ ኣመራርሓታት ተፀዋዕቲ ትካላት ተዛቲየን። እተን ትካላት ልኡኽቶኦም መሰረት ብምግባር ኢትዮጵያ ዘለዋ ፅዕንቶ ብምሽካም ሃገርን ህዝቢን ካብ ሓደጋ ንምክልኻል…