ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ለበዳ ሕማማት እንትመፅኡ ናይ ባዕሉ ኣወንታዊ ልምዲ ተጠቒሙ ናይ ምምካት ተኽእሎ ኣለዎ – መንግስቲ ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ዝተፈላለዩ ለበዳ ሕማማት እንትመፅእ ናይ ባዕሉ ኣወንታዊ ልምዲ ተጠቒሙ ምምካት ከምዝኽእል ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ገሊፁ።
እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፀኦ ሳምንታዊ መልእኽቲ፥ “ፃህያይ ክጅምር ከሎ-ቶሎ ኢልካ ንቐሎ!!” ዝብል ብሂል…