ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 35 ሺሕ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቶም ምቁራፆም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርስቲታት ብዝተፈጠረ ስእነት ሰላም ልዕሊ 35 ሺሕ ተምሃሮ ትምህርቶም ገዲፎም ምውፀኦም ከምዘረጋገፀ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ሳያንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህቲን፥ ዩኒቨርሲቲታት ሰላም ዝሰኣኑሉ ዛዓባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ሓለፍቲ ኮሚሽነራት ኣመሓደርቲ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ክልላት ተዛትዩ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ሓለፍቲ ኮሚሽነራት ኣመሓደርቲ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ክልላት ምዝታዩ ኣፍሊጡ። እቲ ዘተ ኣብ ማንዋል መፈፀሚ ዘይሻራዊ ጉጅለ ኣማኻሪን ፕሮግራም ብሄራዊ ገባሪ ሰናይ ኣገልግሎት ማሕበረሰብን ዘድሃበ ምዃኑ ተግሊፁ። ሚኒስትር ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ክሳለጥ ዝፀንሐ ዘተ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ክሳለጥ ዝፀንሐ ዘተ ብዝሓሸ ውፅኢት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስትራት ማይን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰለስቲአን ሃገራትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 13…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዋሽንግተን የሳልጥዎ ምስ ዘለዉ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣሕመድ ቱሳ - ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ተቖፃፃሪ ኣቕርቦትን ምክፍፋልን ነዳዲን ውፅኢት ነዳዲን ኣይተ ወልደኣብ ደምሴ- ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውራ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝፍፅሞም ዘሎ ተግባራት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ዓለም ለኸ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ-ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ብብርኪ ከተማ መድረኽ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ናይ ክብሪ ጋሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ቀፃሊ ሃገራዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫን ሰሌዳ ግዘን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣካቢት ቦርድ ብሄራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ፥ 10 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ድምፂ ዝወሃበሉ ዕለት ንክኸውን ብዝብል ዘቕረብኦ ሓሳብ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ፕሮጀክት ዝርገሐ መተሓላላፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣብያን መቐለ-ዳሎል ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ… Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ዝርገሐ መተሓላላፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣብያን ሓይሊ ኤሌክተሪክ መቐለ-ዳሎል ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሲቪል መሃንዲስ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ኣይተ ዳዊት ይብጌታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሽንግተን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝተሳተፍሉ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ እተን ሃገራት ቅድመ ሐዚ ብመሰረት ዝገበርኡ ስምምዕ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ እተን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት…