መሳሒ ኲናት ዘለዎ ዝኾነ ይኹን ትካል ወይ እውን ውልቀ ሰብ ናይ ምምዝጋብ ግቡእ ኣለዎ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሳሒ ኲናት ዘለዎ ዝኾነ ይኹን ትካል ወይ እውን ውልቀ ሰብ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ዓማውቲ ናይ ምምዝጋብ ግቡእ ከምዘለዎለዎ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
መሳርሒታት ኲናት ናይ መሓዝ፣ ምግዛእን ምሻጥን ስርዓት ብአፍልጦ መንግስቲ ጥራሕ ንኽኸውን…