ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ኮሚኒኬሽን ፌዴራል፣ ክልልን ቢሮታት ጥዕናን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ኮሚኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ከምኡ'ውን ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቢሮታት ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፅዎ፥ ኩነታት ምፍጣር ግንዛበ ቫይረስ…