ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ስዒቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ዘካየዶ ትዕዝብቲን ዝረኸቦ ርካቦትን ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ሰብኣዊ መሰል ስዒቡ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴሪኢ ዘካየዶ ትዕዝብቲን ዝረኸቦ ርካቦትን ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ወርሒ ግንቦት 2012 ዓ.ም…