Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሕብረተሰብ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዓሊሞም ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ክገብር ከምዝግባእ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዓሊሞም ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ክገብር ከምዝግባእ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም። ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 3 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ከምዝተለኸፉ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ፈላማይ ሰብ ካብ ዝርከብ ንደሓር ምስቲ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት እንጦጦ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት እንጦጦ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ዑደት ኣመልኪቶም ኣባ ማሓበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “ከተማታትና ኣብ ውሽጠን ፍሉይ ሃፍቲ ዝሓዛ ኢየን” ኢሎም።…

ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ዘይምርድዳኣትን ክትዓትን ንምፍታሕ ዘኽእል ስልጠና ንዳኛታት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልል ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ዘይምርድዳኣትን ክትዓትን ንምፍታሕ ዘኽእል ስልጠና ንዳኛታት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልላትን እናሃበ ከምዝርከብ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣይተ ሰሎሞን ኣረዳ ነቲ ስልጠና…

ብዛዕባ እንታይነት ሕማም ቫይረስ ኮሮና እንታይ ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ንምክልኻልን ዝርግሕኡ ንምጋትን እዞም ዝስዕቡ ነጥቢታት ተግባራዊ ምግባር ከምዝግባእ ሰብ ሞያታት ጥዕና ይመኽሩ። ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ኣፍሪካ እውን ሓዊሱ እናተስፋሕፈሐ ይርከብ፡፡ ብመሰረት…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልላት መረፃ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልላት መረፃ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ እንታይነትን ኣካልላን ክልል መረፃን ከምኡ እውን…

ኣብ ትግራይ ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽአል ነፃ መስመር ስልኪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ነፃ መስመር ስልኪ ዕላዊ ከምዝኾነ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎድፋይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ነፃ መስመር ሰልኪ 6244 ኢዩ። ነፃ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ሕብረተሰብ ከይተደናገፀ ናይ ገዛእርእሱን ቤተሰቡን ጥዕና ክሕሊ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ ከይተደናገፀ ናይ ገዛእርእሱን ቤተሰቡን ጥዕና ክሕሊ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም።   እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮረና ዝተለኸፈ ውልቀ ሰብ ምርካቡ ስዒቡ ኣብ…

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዐ ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣረጋጊፁ። እቲ ብቫይረስ ኮረና ከምዝተለኸፈ ዝተረጋገፀ ወልቀ ሰብ ጃፓናዊ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። እቲ ወዲ 48 ዓመት ጃፓናዊ፥…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛትየን። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበራ ዝርከባ እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ኬንያ ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት…