ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣባላት መራሕቲ ቢሮ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዘሳለጡዎ ዘተ ኣድሂቡ መግለፂ ኣውፂኡ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓልቲ 6 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ዝተትሓዘ መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓልቲ 6 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብ መቐለ ከባቢ ጮምዓ ኣብ ዝተገበረ ምትካል ፈልሲ ዝተረኸቡ ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግዲን ኢንዱስትሪን ክልል…
ኮሮናቫይረስ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት እናዛየደ ካብ ምምፅኡ ብተወሳኺ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ቁፅሮም ወሲኹ ኣሎ-ዶ/ር ሊያ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት እናዛየደ ካብ ምምፅኡ ብተወሳኺ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ቁፅሮም ምውስኹ ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ኢትዮጵያ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንዓለም ግንዛበ ንምፍጣር ዘኽእል ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንዓለም ግንዛበ ንምፍጣር ዘኽእል ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ ኢትዮጵያውያን ትማሊ ተጀሚሩ። “ኣባይ ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ እቲ ወፍሪ፥ ክሳብ ዕለተ ዓርቢ ክቕፅል ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ንምዝታይ ሎሚ ኣኼባ ከካይዱ’ዮም Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ደንቢ ምምላእን ምስዳድን ማይ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ንምዝታይ ሎሚ ሰሉስ “ብኦንላይን” ኣኼባ ከካይዱ'ዮም። እቲ ኣኼባ ኣብ መንጎ ሃገራት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ክካየድ ዝፀንሐ ሰለስቲኣዊ ዘተ ፍረ ስለዘይምፀአ'ዩ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 304 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jul 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 56 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 304 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ቫይረስ ካብ ዝተረኸቦም ሰባት 157 ካብ ኣዲስ ኣበባ ፣ 36…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን የጋጥም ዝነበረ ውሕጅ ብምትራፍ ተወሳኺ ቦታ ሕርሻ ክረኽቡ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ሱዳን ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን የጋጥም ዝነበረ ውሕጅ ብምትራፍ ተወሳኺ ቦታ ሕርሻ ክረኽቡ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ሱዳን ተዛሪቦም። ኣልጀዚራ ዘዘራረቦም እቶም ሓረስቶት፥ ግድብ ህዳሰ ኣብ “ግሬት ዳም” ግብፂ ከበቢ ዝርከብ ቦታ ዝተስተኻኸለ ፍሰት ማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኽፋል ተዓፂየን ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኽፋል ተዓፂየን ዝነበራ ስራሕቲ መጋባእያ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ተገሊፁ። ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ካብ ወርሒ 10 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚረን ስራሕቲ መጋባእያ ብኽፋል ዓፂየን ከምዝነበራ ይፍለጥ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ። እቲ ዑደት ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 334 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 704 ሰባት…