ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ክልተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቑፅፅር ከምዝወዓሉ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ቀዳማይ ተጠርጣሪ ጥላሁን ያሚን…