ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 141 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 675 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 141 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 2 ወርሒ ክሳብ 87…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት ንህወሓትን ኢዴሕን ካብ ኣባልነት እቲ ጥምረት ሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት ንውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)ን ዴሞክራሲያዊ ሕብረት ኢትዮጵያ(ኢዴህ)ን ካብ ኣባልነት እቲ ጥምረት ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ፌዴራሊስት ሓይሊታት ጥምረት መበል ራብዓይ ጠቕላላ ጉባኤኡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ “እንስራ” ኣብ ዝበሃል ማእኸል ስራሕቲ ኣይኖ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሎ “እንስራ” ኣብ ዝበሃል ማእኸል ስራሕቲ ኣይኖ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ማእኸል ንዝተዋፈራ ኣዴታት አንኳዕ ደስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብዕሊ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ምርቓት ፋብሪካ ባኒ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ሓደ ሰዓት 80 ሺሕ ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ ሓደ መዓልቲ ብሰለስተ ፈረቓ ክሳብ 2 ሚሊየን ባኒ ዘፍሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልልዊ መረፃ ንምክያድ ዓሊሙ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፥ ክልልዊ መረፃ ንምክያድ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ዘቕረቦ ሕቶ ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ። “ኮቪድ-19 እናተኸላኸልኩ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝእዝዞ ክልላዊ ምርጫ ንምክያድ ስለዝተወሰነ ቦርድ ምርጫ ነቲ ውሳነ ተቐቢሉ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ናይ ተኣማንነትን ቅንዕናን እሴት ክላበሱ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢሳህለወርቅ ዘውዴ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተዳለወ መዓልቲ ሲቪል ሰርቪስ ኣድሂቡ ዝተሳለጠ ኣኼባ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሳቲፈን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ ኣኼባ ኣብ ዘስመዐኦ መደረ፥ ሰራሕተኛታት ሲቪል ሰርቪስ ትካላት ኣብ ምህናፅ ልዑል…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 #ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት መበል 17 ዘበን ስራሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከካይድ ኢዩ። ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ ድማ ቃለ ጉባኤ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባን ሹመት ዝተጓደሉ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ኣይተረኸበሎምን Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ከምዘይተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ከምዝበሎ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 7,676 ምርመራ ቫይረስ ኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ቅዋም ንምግላፅ ትካላት ሃይማኖት ግደአን ክዋፅኣ ከምዝግባእ ተገሊፁ። እተን ትካላት ኣብ ግብፂ ይኹን ኣብ ኻልኦት ሃገራት ዓለም ዝርከባ ተመሳሰልቲ ትካላት ሃይማኖት መሰል ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቅዋምን ኢትዮጵያ ኣብ…