ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ፌዴሬሽን ትካላዊ ናይ ኣሰራርሓ ለውጢ ከምዝግበር ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ፌዴሬሽን ፌዴሬኢ ኣይተ ኣደም ፋራህ ትካላዊ ናይ ኣሰራርሓ ለውጢ ከምዝግበር ገሊፆም። እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ምስ ቀወምቲ ኮሚቴታት እቲ ባይቶ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ዳይሬክቶሬታትን፥ ሓዳሽ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ እፀገነት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኮቪድ-19 ተተሓሒዙ ኣንቲቦዲ ወይ ድማ እቲ ሕማም ናይ ምክልኻል ሰውንትና ዘፍርዮም ተኸላኸልቲ ሕማማት ዓቕሚ ንምፍላጥ መፅናዕቲ ዳህሳስ… Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 29 ጥሪ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ-19 ዝተጀመረ እንትኸውን ኣብዚ ሕዚ እዋ ድማ ኣብ ኩለን ክልላት ኣብ ዝርከባ ላቦራቶሪታት ክሳብ ትማሊ 14 ሰነ 2012 ዓ.ም ን216 ሺሕን 328 ሰባት ምርመራ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ሓዱሽ ህንፃ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ተረኺቦም ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ላዕለዋይ ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል አደም መሃመድ፣ ምክትል ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ዝተሰዉኡሉ ዝኽሪ ቀዳማይ እንትኽበር ብስሞም ዝተሰመየ ጎደና እውን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት መስዋእቲ ነበር ኤታማጆር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ሰዓረ መኮንን ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ምክትል ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማን ሓላፊ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ተስፋየ በልጅጌን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 32 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ መቐለ ሓወልቲ ሰማእታት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣብ መቐለ ቀፅሪ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። እቲ በዓል፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓትን ፣ ምክትል ኣዶ መንበር ህወሓት ተጋዳሊት ፈትለ ወርቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ከይዲ ድርድር እናሃለወ ናብ ቤት ምኸሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት ምውሳዳ ከምዘይትቕበሎ ሱዳን ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሱዳን ዑመር ቀመረዲን ምስ ቢቢሲ ዓረቢኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ቀዳማይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕ 139 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ። ድድመ እቶም ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ዝተረጋገፁ ደቂ ተባዕቲዮ ካብ 17 ክሳብ 37 ኢዩ። እቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካውንስል መራኸብቲ ሓፋሽ ግብፂ ማዕኸናት ሚዲያ እታ ሃገር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንከይፅብፅቡ ኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካውስል መራኸብቲ ሓፋሽ ግብፂ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ማዕኸናት ሚዲያ እታ ሃገር ንከይፅብፅቡ ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ ካውንስል ኣብ ግብፂ ብዛዕባ ዘሎ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮናን ግብፂ ምስ ሊቢያ ብዛዕባ እትገብሮ ዘሎ ኲናትን ምንም ዓይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ናይ ሓባር ኣብ ዝኾኑ ከባቢያዊ ጉዳያት ብሓር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ተሸይሞም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ብመዓርግ ሚኒስትር ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ ብምዃን ንኸገልግሉ ከምዝሸሙዎም ፓርቲ ብዕልፅግና ኣፍሊጡ። ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና…