ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሎም 106 ሰባት ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ዝተገበረሎም 106 ሰባት ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ…