ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ከምዝበሉዎ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ንዕዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ፖምፒዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ድማ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሓምለ ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ብምዝታይ ውሳነታት ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ብመጀመርታ ደረጃ ዝተዛተየ ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀትን ኣሸፋፍና ወፃኢን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኣባላት ኮሚቴ ድርድር፣ ምሁራን፣ ፍሉጣት ሰባትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ተግራይ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ 11 ለካቲት ውድባዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ኣብዛ ሃገር ንዝነበረ ወፅዓ፣ መፅቀጥትን ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታትን እምቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መቐለ ኣብ 100 ሄክታር መሬት ዝዓርፍ ሪል እሰቴት ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጣብያ ሞሞና ንዝህነፅ መንበሪ ኣባይቲ ሪልስቴት እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ድሕሪ ምንባር እቲ እምነ ኩርናዕ መቐለ ዓለም ለኸ ኸተማ እያ ዝበሉ ዶ/ር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል 11 ለካቲት ድሙቐን ሰላማዉን ኮይኑ ንክሓልፍ ኣድላዪ ምድላው ተወጊኑ ኢዩ – ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 11 ለካቲት ፍፁም ሰላማዉን ድሙቕን ኮይኑ ክሓልፍ ኩሉ ዓይነት ምድላው ከምዝገበረ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ ንጋዜጠኛታት ኣብዝሃቡዎ መብርሂ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ በቢ ከባቢኡ ዝተኻየደ ድሙቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም 135 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመሓዝ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 17, 2020 0 አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነበሮም ዑደት ብምዝዛም ሰነድ ጉዕዞ ስኢኖም ኣብ ዝኸፍአ ፀገም ዝነበሩ 135 ኢትዮጵያውያን ሒዞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ኢትዮጵያውያን ሰነድ ጉዕዞ ስለዘይብሎም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ከይዲ ህንፅት ምስንዳእ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ንኽሳተፉ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ዝካየደሉ ቦታ ተረኺቦም ኩነታት ምድላው እቲ ኤክስፖ ዑደት ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ጉጅለ ልኡኾምን፥ ሎሚ መዓልቲ “ዱባይ 2020” ተባሂሉ ንዝፅዋዕ ኤክስፖ እናተገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ መቐለ ተጋሩ ጥራሕ እንተይኮኑስ ካልኦት እውን ዝብህግዋ ዓለም ለኻዊት ከተማ ክንገብራ ኢና- ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ መቐለ ተጋሩ ጥራሕ እንተይኮኑስ ካልኦት እውን ዝብህግዋ ዓለም ለኻዊት ከተማ ንምግባር ከምዝስራሕ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ፅምብል በዓል 11…