Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ግልጋሎት ውሃብቲ ትካላት ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና እኹል ግንዛበ ንክህልወን ይስራሕ ኣሎ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ምስ ፍሰት ቱሪዝም ተኣሳሲሩ ናብ ትግራይ ዝኣትው ዑደተኛታት ጥንቃቐ ዝተመለኦ ግልጋሎት ንክህባ ግንዛበ ናይ ምዕባይ ስራሕቲ ምሃብ ምጅማሩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ 6ይ ሰብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሻድሻይ ሰብ ምርካቡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሆስፒታታልትን ሆቴላትን ናይ ርክብ መርበብ ብምዝርጋሕ እናሰርሐ ምዃኑ…

ሱዳናዊያን ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሱዳናዊያን ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገንዘባዊ ሓገዝ ከምዝገብሩ ገሊፆም። ኣብ ቀረባ እዋን ንህንፀት እቲ ግድብ ዝኸውን እቶት ንምትእኽኻብ ብፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ተገይሩ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ፥ ሱዳናያን እውን ገንዘባዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ኮሚኒኬሽን ፌዴራል፣ ክልልን ቢሮታት ጥዕናን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ኮሚኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ከምኡ'ውን ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቢሮታት ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፅዎ፥ ኩነታት ምፍጣር ግንዛበ ቫይረስ…

ኣመራርሓ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት 150 ሺሕ ማስክ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንኮሚቴ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣወፍዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት 150 ሺሕ ማስክ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብምስፋይ ንኮሚቴ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ብናፃ ከምዘወፈየ ገሊፁ። ኣብ መቐለ ዝርከብ ፋሪብካ ጨርቃመርቂ ማ ጋርመንት፥ እቲ ብብርኪ ዓለም ኣስጋኢ ዝኾነ…

ህንፀት ፕሮጀክት ማይ ግድብ ገረብ ግባ ንክጅመር ክልል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱን ገንዘብ ተለቂሑን ዝጀመሮ ኢዩ – ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ማይ ግድብ ገረብ ግባ ንክጅመር ክልል መንግስቲ ሓላፍነት ወሲዱን ገንዘብ ተለቂሑን ከምዝጀመሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳ ክልል ትግራይ ዶክትር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። ቀዳማይ ምዕራፍ ግድብ ገረብ ግባ ተዛዚሙ ስነ-ስርዓት…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ክግበሩ ዝግበኦም ጥንቃቐታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ብምዃኖም እተን ትካላት ብምዕፃው እቶም ተምሃሮ ድማ ነናብ ስድራ ቤቶም ክምለሱ ምግባር፥ እቲ ቫይረስ ከይስፋሕፋሕ እናተወሰዱ ካብ ዝርከቡ ጥንቃቐታት እንትረአ ካብ ረብሑኡ ጉድኣቱ…

ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዋናን መስራቲን ኩባኒያ ኣሊ ባባ ጃክ ማ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ክገብር ኢዩ። እቲ ደገፍ 54 ሃገራት ኣፍሪካ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ንዝገብርኡ ፃዕሪ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ጃክ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ተዛትየን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ትማሊ ዕለት ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣምሪሐን ኢየን። ኣብፃንሒተን ድማ ምስ ፕዚዳንት ኣታ ሃገር ፖል ካጋሜ ተራኺበን ኣብ ርክብ ክልቲአን…