ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ 47 ሺሕን 162 ተጓዓዝቲ ምርመራ መፍለዪ ዋዒ ከምዝተገበረሎም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌን ኣብ ካልኦት 27 ኬላታት መእተዊን መውፅኢን ዶባት ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ 47 ሺሕን 162 ተጓዓዝቲ ምርመራ መፍለዪ ዋዒ ምግባሩ ሚኒስቴር…