ኣባላት ቤት ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምርግጋፅ ውክልና ህዝቢ ብዝምለከት ምስ ካቢኔ ክልል ትግራይ ይዛተዩ ኣለው
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምርግጋፅ ውክልና ህዝቢ ብዝምለከት ምስ ካቢኔ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዘተ የሳለጡ ኣለው።
እቶም ወከልቲ ህዝቢ፥ ናብ ዝወከሎም ህዝቢ ወሪዶም ኣብ ዝተመረፁሉ ከባቢ ምስ ህዝቢ ክዝትዩ ድሕሪ ምፅናሕ…