ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ዝውሰዱ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ አሕመድ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻል ምስ ዝተጣየሸን ምስ ሚኒስቴር ኣቢያተ ዕዮ ዝተውፃእፀአን ኮሚቴ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ክሳብ ሕዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 ምብፅሑ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ብዛዕባ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ዘውፀኦም መምርሒታት ኣብ ዘይፍፅሙ ዜጋታት ስጉምቲ ከምዝወስድ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ዘውፀኦም መምርሒታት ኣብ ዘይፍፅሙ ዜጋታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እነደሻው ጣሰው ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ምርካቡ ኣብቲ ክልል ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ። ምስቲ ውልቀሰብ ንኽክእ ዝነበሮም 24 ሰባት ከምዝተፈለዩ እውን ተሓቢሩ። እቲ ግብረ ሓይሊ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መከራ እንትገጥመና ብሓድነት ከምእንሻገሮ ብተግባር ነርእይ – ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ቫይረስኮሮና ዘስዕቦ ፀገም ብምፅዋር ብዓወት ንምሽጋር ብዝምልከቶ ኣካል ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ምግባር ከምዘድሊ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ…
ኮሮናቫይረስ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝዓለመ ን15 መዓልታት ዝፀንሕ ዝርዝር ነጥብታት ህፁፅ ኣዋጅ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈፃሚት ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ህዝቢ ትግራይ ሓደጋ ከየብፀሐ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ን15 መዓልታት ዝፀንሕ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ከምዝተኣወጀ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ…
ኮሮናቫይረስ ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ድንጋገ ህፁፅ እዋን ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2020 0 አዲስ አበባ፣ መጋቢት 17፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፈፃሚ ስራሕ ካብኔ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ኮረና ቫይረስ (COVID-19) ንምክልኻል ድንጋገ ህፁፅ እዋን ወሲኑ። ብመሰረት ተመሓይሹ ዝወፅአ ሕገ-መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዓንቀፅ 56 ንኡስ ዓንቀፅ 8 ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ቤተ ክስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክስቲያን ኢትዮጵያ ንግዚኡ ግልጋሎት ጠጠው ንኸብላ ቅዱስ ሲኖዶስ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ንግዚኡ ዝዕፀዉ ክፍሊታት ስራሕን ትካላትን ዕላዊ ገይሩ። ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ብፁእ ኣቡነ ያሬድ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ስግኣ ዓለም ኮይኑ ዘሎ ለበዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲታት ተምሃሮአን ናብ ዋና ዋና ከተማታት ንኸብፅሓ ኣንፈት ተቐሚጡ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ነናብ ስድራ ቤቶም ኣብ ዝምለሱሉ ከይዲ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዝብል ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ብጥቃቐ ብዝተመልኦ መገዲ ነናብ ዝመፅኡሉ ከባቢ ይመለሱ ዝብል ውሳነ ምምሕልላፉ ይዝከር። ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ናይ ገፅ መሸፈኒ (ማስክ) ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣፍልጦ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኩባንያታት ትእምት ሓደ ዝኾነ ፋብሪካ ዓለባ ኣልመዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ናይ ገፅ መሸፈኒ (ማስክ) እናፍረየ ናብ ዕዳጋ ንከቕርብ ሃገራዊን ክልላዊን ኣፍልጦ ከምዝረኸበ ተገሊፁ። እቲ ትካል ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ናብ ኢትጵያ…