ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ን6 ክልላትን ሃንቲ ከተማ ምምሕዳርን ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ምምሕዳርኣዲስ ኣበባ ንሽዱሽተ ክልላትን ንከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋን ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ ገይሩ።
እቲ ከተማ ምምሕዳር ዝገብሮ ካልኣይ ዙር ሓገዝ ኣቑሑት መናፅሂ፥ ንክልላት ትግራይ፣ሶማሌ፣ ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላን ከምኡ እወን…