ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቫይረስ ኮሮና ብዝምልከት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኢን ማሪ ኤሪክሰን ሶሪድ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፥ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ትገብሮ ዘላ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝለዓለ ትኹረት ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ሕማም ቫይረስ ኮረና ዓለምለኻዊ ተላባዲ ሕማም እዩ” ኢሉ ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ዝለዓለ ትኹረት ብመሃብ ኩሉመዳይ ናይ ምክልኻል ስራሕቲ እናሰርሐ ምዃኑ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ኣክሲዮን ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢትን ተከዘ ስራሕቲ ኳዕቲ ዓሚቕ ማይ ኢንተርፕራይዝን ንምክልካል ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢትን ብር 10 ሚልዮን፤ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ኳዕቲ ዓሚቕ ማይ ተከዘ ድማ ብር ሓሙሽተ ሚልዮን ንምክልካል ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝውዕል ሓገዝ ገይሮም። ስራሕ መካየዲ ትካል ልቓሕን ዕቛርን ደደቢት ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሽዱሽተ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም 74 ሰባት እቶም ሽዱሽ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ተረጋጊፁ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 35 ምብፅሑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሼል ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ቫይረሰ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣብ ኣፍሪካ ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣት ንምክልኻል ምስ ሕብረት ኣውሮፓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ 23 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ውሳነ ቑፅሪ 005/2012 ካብ ዝተቐመጡ ረቛሕታት እንተነኣሰ ንሓዲኡ ዘማልኡ ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንኽፍትሑ ወሲኑ። ብመሰረት እቲ ውሳነ፥ ሓደ ተሃናፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ክልቲኦም መራሕቲ እቲ ቫይረስ ከስዕቦ ንዝኸእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና መከላኸሊ ዝኸውን 20 ሽሕ መሸፈኒ ማስክ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮናመከላኸሊ ዝኸውን 20 ሽሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን( ማስክ) ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣረኪቡ። እቲ ትካል ዝተፈላለዩ ሓገዛት እናገበረ ከምዝመፀን ሐዚ ድማ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ኣብ ጎድኒ ህዝብን መንግስትን ኮይኑ…
ቢዝነስ ግድብ ህዳሰ ብራኸ ኣተሓሳስባን ተግባርን ኢትዮጵያውያን ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወረቅ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብራኸ ኣተሓሳስባን ተግባርን ኢትዮጵያውያን ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሬኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት መበል ታሽዓይ ዓመት ምጅማር ህንፀት እቲ ግድብ ኣመልኪተን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንዓመታት ኣብ ልዕሌና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዓለም ኮቪድ-19 ኣብ ምቅላስ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ዘኽእል ጥምረት ንክፍጠር ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ዓለም ኮቪድ-19 ኣብ ምቅላስ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ዘኽእል ጥምረት ንክፍጠር ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኮቪድ-19 ኣብ'ዚ ሐዚ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ብቕልጡፍ ይላባዕ ኣሎ” ዝበሉ እቶም ፓርቲታት፥ እቲ ለበዳ ንህዝቢ ዓለም…