ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጠፊኡ ዝነበረ ናይ መበል 18 ክፍለ ዘበን ዘውዲ ኢትዮጵያ ተመሊሱ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኔዘርላንድስ ጠፊኡ ንዝነበረ ናይ መበል 18 ክፍለ ዘበን ዘውዲ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። እቲ ዘውዲ፥ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ሲግሪድ ካግ ሎሚ መዓልቲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣረኪቦምዎም። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 83 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 83 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ሓወልቲ ሰማእታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ ሓርበኛታት ኣቦታትን ኣዴታትን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ። ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 39 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ልቓሕን ሓገዝን ከምዝረኸበት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2012 ዓ.ም 39 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ልቓሕን ሓገዝን ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ገንዘብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ካብ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ብቕድሚ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር። ፖምፒዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ደም ዝፈሰላ ዘይኮነትስ ልምዓት ዝውሕጀላ ንክትከውን ኩላትና ብሓባር ንኽተት-ዶክተር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ፅምብል በዓል ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህወሓት 11 ለካቲት ብዝምልከት ኣብ ስታዲዮም ትግራይ ሎሚ መዓልቲ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓትን ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነትን ሰላምን ንምርግጋፅ ከላሽንን ታንኪን ዘይኮነስ ልምዓት ምምፃእ ይግባእ – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓድነትን ሰላምን ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ከላሽንን ታንኪን ዘይኮነስ ልምዓት ምርግጋፅ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንነበርቲ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ኣብ ስታዲየም ወራቤ ተረኺቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 45 ዓመት በዓል 11 ለካቲት ብብርኪ ክልል ኣብ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ተፀምቢሉ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅምብል በዓል መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ 11 ለካቲት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገብረ ሚካኤል መበል 45 ዓመት በዓል 11 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረ ሚካኤል መበል 45 ዓመት በዓል 11 ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ሰላም!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣባላትን ኣመራርሓታትን ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላትን ኣመራርሓታትን ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ትግራይ ንመበል 45 ዓመት ዝኽበር ዘሎ በዓል 11 ለካቲት ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ካብ ኣባላትን ኣመራርሓታትን ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ድርድር እተን ተደራደርቲ ሃገራት ባዕለን መፍትሒ ንኸቕምጣ ጥራሕ ሓገዝ ትገብር – ማይክ ፖምፔዮ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ድርድር ኣሜሪካ እተን ተደራደርቲ ሃገራት ባዕለን መፍትሒ ንኸቕምጣ ጥራሕ ሓገዝዝ ከምትገብር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ማይክ ፖምፔዮ ገሊፆም። ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ…