ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ደብረፅዮን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ራፋኤል ሞራድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ራፋኤል ሞራድ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ትሕብብርን ምድግጋፍን ኩለ መዳይ ልምዓት ትግራይን እስራኤልን ብዝምልከት ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሙቕ ቅያ መበል 19 ክፍለ ዘመን ኣቦሓጎታትና ዓቂብና ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና – መንግስቲን ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ድሙቕ ቅያ መበል 19 ክፍለ ዘመን ኣቦሓጎታትና ዓቂብና ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ ኣፍሊጡ። ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግልፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ ድሙቕ ቅያ፣ መበል 19…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 2 ሺሕን 332 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 2 ሺሕን 332 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ከምዝወሰነ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ፥ እቲ ውሳነ መበል 45 ዓመት ፅምብል በዓል…
ቢዝነስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ትግራይ ምህዞ ንምምዕባል ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ትግራይ ምህዞ ንምምዕባል ዘኽእል ስራሕቲ ምምሕያሽ ፖሊሲ ይስራሕ ምህላዉ ገሊፁ። “ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንልምዓት” ብዝበል መሪሕ ቃል ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዝቕኒ መዳርግቲ ኣካላት ዝሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ምስ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ጉድኣት ኣካል ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ማሕበራት ጉድኣት ኣካል ይዛተ ኣሎ። እቲ ቦርድ፥ ጉዱኣት ኣካል ኣብ ከይዲ መረፃ ዘለዎም ተሳትፎን ኣብ ጉዳይ ሓዱሽ ሕጊ መረፃን ኣድሂቡ ኢዩ እናተዛተየ ዝርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግልጋሎት ብሮድባንድ ኢንተርኔት ቅነሳ ዋጋ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግልጋሎት ብሮድባንድ ኢንተርኔት ምምሕያሻትን ቅነሳ ዋጋን ምግባሩ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ንውልቀ ተጠቀምቲ ክሳብ 65 ሚኢታዊ፣ ንግልጋሎት VPN ክሳብ 72 ሚኢታዊ ከምኡ እውን ንኢንተርፕራይዛት ክሳብ 69 ሚኢታዊ ዝበፅሕ ቅነሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሰላ ሰልፊ ድጋፍ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ኣብዛ ሃገር ይሳለጥ ንዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታትን ከተማ ኣሰላን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብቲ ሰልፊ ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተሓቢሩ። ዕላማ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን106 ላዕለዎት መኮንናት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሹመት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣስታት 106 ንዝኾኑ ላዕለዎት መኮንናት ሎሚ መዓልቲ ሹመት ሂቡ። እቲ ሹመት ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኢዮም ሂቦምዎ። ምክትል ኢታማዡር ሹም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 አዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ሕብረት ኣፈሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ክሳተፋ ኢየን። ምስተን ፕሬዝዳንት ድማ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሮም ተፈፂሙ። ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም…