ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣብ መወዳእታ እዚ በጀት ዓመት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣብ መወዳእታ እዚ በጀት ዓመት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጅምር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ሚኒስትር ሰማ ጥሩነህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ከምኡ እውን ኣብ መቓብር ቦታ ሆ ቺ ሚን ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ዘትዮም mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ኣብ ማእኸላዊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም÷ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ፖለቲካ ፓርቲ ኢሉ እውን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ጉዳያት ምምሕዳርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ‹‹ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን ቺን ኣብ ቤተ መንግስቶም ንክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ድሕሪ እቲ ስነ ስርዓቱ ክልቲኦም መራሕቲን ጉጅለ ልኡኾምን ክልተኣዊ ዘተ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ብክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣተሓሳስባ ተሓጋዛይነት ብምውጋድ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫትን ስራሕቲ ለውጢን ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ተጀሚሩ mizan mekonen Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ሎሚ ኣብ መቀመጢ ዋና እቲ ሕብረት ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሐሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፒ4ጂ ቬይትናም 2025 ከምዝሳተፉ እውን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቤላሩስን ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቤላሩስ መዘነኦም ማክሲም ሪዤንኮፍ ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያ ምስ ቤላሩስ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ዓውዲታት ምትሕብባር ብምስፋሕን ተረባሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ተዛትዮም mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ካሚል ኦማር ተዛትዮም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮ-ጅቡቲ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ…