Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና፡፡ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዓለም መብፅሒኡ ዝገብር ኮንቲኔንታል ቱር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትግበር ብኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ነሓስ ከምዝተውሃቦ ሓበሬታ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ። ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኽ ንፈለማ እዋን ዓለም ለኸ ውድድር ኣትሌቲክስ ናይ ምስንዳእ ዕድል ምርካባ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን÷ ኣዲስ ኣበባ ግራንድ ፕሪ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ነሓስ ዝተውሃቦ እንትኸውን ዝቕፅል…
Read More...

ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ አውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ሎሚ ምሸት ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት እቲ መድረኽ ዝኾነት ፒኤስጂ ኣብዚ ዓመተ ውድድር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ብምግባር ናብ 16 ከምዝሓለፈ ይዝከር፡፡…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ሎሚ ምሸት ክጅምሩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሊቨርፑል ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ብምጉዓዝ ምስ ጋላታሰራይ ክትራኸብ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ሽዱሽተ ግዘ ዝተራኸባ እንትኾና፤ ጋላታሰራይ ሰለስተ ግዘ እትትዕወት ሊቨርፑል ሓደ ግዘ ተዓዊታ…

ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውን ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ዙር ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውንን 2 ን 1 ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ። ቀትሪ ሰዓት 9:15 ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ኣብ ሊግ ሓደ እናተሳተፈት ንእትርከብ ማንስፊልድ ታውን ዝገጠመት ኣርሰናል ኖኒ ማዱዌኬን ኤበሪቼ ኤዜን ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኣመዝጊቦም። ኣብቲ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት እንትካየዱ ኣርሰናል ምስ ብራይተን ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ነቲ ሊግ ብ64 ነጥቢ እናመርሐት ትርከብ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ኣብ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ፀቢብ ውፅኢት ምስዓራ ይዝከር፡፡ ኣብ…

ሮድሪጎ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ተፃዋቲ ሪያል ማድሪድ ሮድሪጎ ብሰንኪ መጉዳእቲ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ፡፡ ሮድሪጎ ሎሚ ኣብ ዝተገበረሉ መርመራ ኣብ የማናይ እግሩ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ ክለቡ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ወዲ 25 ዓመት ኣጥቃዓይ ብዘጋጠሞ መጉዳቲ ምኽንያት ክሳብ 10 ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ክርሕቕ ከምዝኽእል…

ሎሚ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ መበል 29 ሰሙን ሎሚ ምሸት 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ። ኣብ ቀፃሊ ውድድር ዓመት ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ኤውሮፓ ትወዳደር ዘላ ሊቨርፑል ናብ ስታድየም ሞሊኒክስ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 5፡15 ድሕሪ ቀትሪ ምስታ ኣብ ታሕተዋይ ደረጃ ሊግ ዘላ ዎልቭስ ክትገጥም እያ።…