Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ፈረንሳይን ሎሚ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሓደ ፀወታ ክግበር ኢዩ። ኣፍሪካዊት ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ፈረንሳይ ናብ ፍፃመ ፀወታ ንምሕላፍ ክፃወታ ኢየን፡፡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም እንትራኸባ ንፈለማ እዋን ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ትዕወት ሃገር÷ ዝቕፅል ሰንበት ምስ ኣርጀንቲና ኣብ ፍፃመ ፀወታ ክትራኸብ ኢያ። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ኣርጀንቲና ንክሮሺያ 3 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ምሕላፋ ይፍለጥ፡፡ እዋናዊ…
Read More...

ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ዝራኸባሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመፅዋዕ ዓለም ኳታር ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ከተኣናግድን ኢዩ። ሃገራዊያን ጋንታታት ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዝራኸባ እንትኾና÷ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ተገይሩሉ ይርከብ። ፅባሕ ፈረንሳይን ኣፍሪካዊትዋ ሞሮኮን ዝገብረኦ ፀወታ እውን ካሊእ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኢዩ። ሞሮኮ…

መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ቀትሪ ሰዓት 10 ጋንታ መቻል ምስ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ፀወተአን ዝገብራ እንትኾና÷ ሃዲያ ሆሳእና ምስ ኣዳማ ከተማ ሰዓት 1 ክፃወታ ኢየን፡፡ እቲ ሊግ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ብ22 ነጥቢ እንትትመርሕ ጋንታ…

ብሕታዊት ተወካሊት ኣፍሪካ ዝኾነት ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓዕቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ክልተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል  ፀወታአን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ከካይዳ ኢየን። እንግሊዝ ምስ ፈረንሳይ ድማ ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከምዘካይዳ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ይሕበር። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ብራዚል ምስ ክሮሺያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ቀፂሉ ምሸት ሰዓት 4 ኣርጀንቲና ምስ ኔዘርላንድስ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ፕሪሚየርሊግ ዝውውር ተፃወትቲ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝውውር ተፃወትቲ ደቂ ተባዕትዮ ፕሪሚየር ሊግ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ዝውውር መንፈቕ ዓመት እቲ ውድድር ካብ 18 ታሕሳስ ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ተሰናቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ከምዝተሰናበቱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን ኣፍሊጡ። ስፔን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳር ብሞሮኮ ብፍፁም ቅላዕ ምስዓራ ስዒቡ÷ እቲ ፌዴሬሽን ንኤንሪኬ ካብ ኣሰልጣኒነቶም ኣሰናቢቱዎም ኣሎ። ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን÷ እቲ ኣሰልጣኒን ናይ ጋንታ መሓዙቱን እታ ሃገራዊት ጋንታ…