Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሓፀርቲ ናይ ዝውውር ዜናታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ጋንታታ ኩዕሾ እግሪ ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ዘመነ ውድድር ተጠናኺረን ንምቕራብ  ኣብ ናይ ዝውውር ዕዳጋ እናተሳተፋ ይርከባ። ቅድም ክብል ኧርሊንግ ሃላንድን ካብ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ዘፈረመት ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ንኬልቪን ፊሊፕስን ካብ ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ኣፈሪማቶ። እታ ጋንታ ንዝውውር እቲ ተፃዋታ ክፍሊ ምክፍፋል ብ45 ሚሊየን ፓውንድ ብሽዱሽተ ዓመት ኩንትራት ውዕሊ ኢያ ኣፈሪማቶ። ብኻሊእ መዳይ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሴናል…
Read More...

ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት ሃገራዊት ጋንታ ንምምልማል ከምዝሕግዝ ዝእመነሉ ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ እቲ ውድድር÷ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ግዛቸው መኮንን ኣመራርሓ ኮሚሽን ምምሕዳር  ስፖርትን መናእሰይን ድሬዳዋን ኣጀሚሮሞ፡፡ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2014 ዓ.ም ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ መበል 30 ፀወታ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ተራኺባ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሻምፒዮና ክትከውን ክኢላ። ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ኢስማኤል…

ኣብ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን። ኢትዮጵያዊት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓን 14 ሰከንድን 01 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። ኣትሌት ኣሳየች ኣይቸው ድማ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓ 14 ሰከንድን 77 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም…

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ን ድሬዳዋ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ። ኣብ ሜድኣን ቅድሚ ደገፍታን ዝተፃወተት ጋንታ ባህርዳር ከተማ፥ መናፍ ኣወል እታ ብሕታዊት ሽቶ  ኣመዝጊቡዋ፡፡ ባህርዳር ከተማ ሎሚ መዓልቲ ምስዓራ ስዒቡ ነጥባ 33 ብምብፃሕ ካብ ስግኣት ምውራድ ክትርሕቕ…

ጋንናታታት ፋሲል ከነማን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ውድድር ጋንታታት ካፍ ንኢትዮጵያን ክውክላ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፋሲል ስዒራ ንኽትወፅእ ዘኽአላ ሽቶታት ሙጂብ ቃሲም ኣመዝጊቡወን፡፡ ፋሲል ከነማ ምዕዋታ ስዒቡ ድማ ነጥባ ናብ 55 ዘብፀሐት እንትትከውን፥ ምስ ጋንታ ቅዱስ…

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ። ብምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረፋ ነቲ ርሕቐት ቀዳማይ ኮይኑ እንትዛዝም፥ ሙክታር እንድሪስ ደግሞ ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ ዛዚሙ፡፡ ኣዲሱ ይሁኔ ኣብቲ ምድብ 5ይ ኮይኑ…