Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ሲሳይ ለማ ለንደን ማራቶን ተዓወቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲሳይ ለማ ለሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ለንደን ማራቶን ደቂ ተባዕቲዮ 2021 ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌቱ ብ2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 1 ካልኢትንብምእታዊ ኢዩ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሞስነት ገረመው ድማ ሳላይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ደጊቱ ኣዝመራውን ኣትሌት ኣሸቴ በከሪን ካልኣይን ሳላሳይን ብምኸዓን ውድድረን ዛዚመን። ፍልፍል፡-  ኣትሌቲክስ ዓለም ወቅታዊ፣ትኩስ እና የተሟሉ መረጃዎችን ለማግኘት፡- ድረ ገጽ፦ https://www.fanabc.com/ ፌስቡክ፡-…
Read More...

ኣትሌት ቃልኪዳን  ገዛኸኝ  ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ቃልኪዳን  ገዛኸኝ  ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና። እተ ኣትሌት 29:38  ብምእታዊ ኢያ እቲ ክብረ ወሰን ወኒና። ፍልፍል፡- WORLD ATHLETICS እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ደ/ር ፍትህ ወልደሰንበት ፈላማይ ኢትዮጵያዊ ፕሬዚዳንት ዞባ ሓሙሽተ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ ኮይኖም ተሾይሞም። ዶክተር ፍትህ፥ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተገበረ ኮንግረስ መረፃ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባ ሓሙሽተ ኢዮም ንኡጋንዳዊ ሕፁይ 6 ብ3 ብዝኾነ ድምፂ ብልጫ ፕሬዚዳናት ኮይኖም ዘለዉ። ዶክተር ፍትህ ንዘሓለፉ ሓሙሽተ…

ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ  ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ  ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ። ኣትሌት ጎይቲቶም ነቲ ውድድር ብ2:20.09 ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ። ህይወት ገብረኪዳን ድማ 2:21.23 ሰዓት ካልአይቲ እንትትከውን፥   ሄለን ቶላ 2:23.05 ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ማራቶን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ጉያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። 2:05:44 ዝኣተወሉ  ሰዓት እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ቤትዌል ዬጎን ካልኣይ፣ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሳላሳይ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኣብ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ከተማ ኮፐን ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 59፡10 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ እንትዕወት፤ ኣትሌት ኣቤ ጋሻሁን 4ይ ኮይኑ ዛዚሙ። ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ…

ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ጋንታታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ 25 ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብቲ ውድድር ዝሳተፋ ጋንታታት ስነ-ስርዓት ምውፃእ ድልድል ተሳሊጡ። ብመሠረት እዚ፦ ኣብ ምድብ ሀ ኢትዮጵያ ቡና ኣዲስ ኣበባ ከተማ መከላከያ ሙኑኪ ኤፍ…