Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9  ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ፖሊስ ስፖርት ክለብ ኣባል ዝኾነ ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ። ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዝተሳተፈ ጉጅለ ለኡኽ ኣብ ደቡብ ክልል ሀዋሳ ከተማ አቀባብላ ዝተገበረሉ እንትኸውን÷ ናይቲ ክልል ፖሊስ ኮሚሽነር ነብዩ ኢሳያስ  ንኣትሌታት ናይ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ንግግር ገይሮም። ብ10 ሺሕ ሜትር ደቂ ተባዕቲዮ  ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ፣ ብዘደንቕ ክእለት ንኢትዮጵያ ከምዘኹረዐ ተዛሪቦም። ብፀጋዬ ወንድወሰን እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥…
Read More...

ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ውድድር ብፍላይ ኣብ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ተሳቲፎም ዝከኣሎም ብግባር ወርቂ ሓዊሱ ሜዳሊያ ክርከብ ንዝገበሩ ብሓፈሻ ኣብቲ ውድድር ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣመስጊነን፡፡ እተን…

ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020  ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020  ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ኑጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እነትበፅሕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና …

ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ1500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ መበል ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ። ብተመሳሳሊ ብ5000 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ መበል ዓስራይ ብምዃን ውድድሩ ዛዚሙ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ብውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፋ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ምፅራይ ብ3 ደቒቓን 57 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ጊዘ ካልአይቲ ኮይና ብምእታው ናብ ፍፃመ ከምዝሓለፈት ካብ  ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ኣብቲ…

ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፍሎም ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ውድድራት ፍፃመን መፃረዪን ኢትዮጵያውያን ክሳተፉ ኢዮም። ሰዓት 7፡00 ድሕሪ ቀትሪ ብደቂ ኣኒስቲዮ 1500 ሜትሮ መፃረዪ ንፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፋ  ፍሬወይኒ ሃይሉን ለምለም ሃይሉን ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ክወዳራ ኢየን። ብተወሳኺ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ 3000 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ…

ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝተሳተፈት ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ። ብመሰረት እዚ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኮይና። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…