ስፓርት
ኣርሰናል ንኖርጋርድ ኣፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናል ማእኸል ተፃዋታይ ተኸላኻሊን ኣምበልን ብሬንትፎርድ ንዝኾነ ክርስቲያን ኖርጋርድ ምፍራሙ ብወግዒ ገሊፁ።
ወዲ 31 ዓመት ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኖርጋርድ፥ ብ10 ሚሊየን ፓውንድን ብቐፃሊ እናተገምገመ ዝውሰኽ 5 ሚሊየን ፓውንድን ኢዩ ካብ ብሬንትፎርድ ናብ ኣርሰናል ተዘዋዊሩ።
ኣብ ኣርሰናል ንክልተ ዓመት ዘፅንሕን ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ምውሳኽ ዘኽእልን ኣማራፂ ዘለዎ ኮንትራት ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website…
Read More...
ኣብ ውድድር ሰርከስ ዓለም 2025 ዝሳተፍ ልኡኽ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ኣብ ውድድር ሰርከስ ዓለም 2025 ዝሳተፍ ልኡኽ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተካይዱ፡፡
ኢትዮ ዊንጌት ራሽያን ስዊንግ ዝተብሃለ ጉጅለ ሰርከስ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ሞስኮ ዝካየድ ውድድር ኣርት ሰርከስ ዓለም ክትሳተፍ እያ።
ኣብዚ ዓመት ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ 15 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 200…
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ስታዲየም ፍፃመ ፀወታ ይርከቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፍፃመ ክለባት ዋንጫ ዓለም ንምዕዛብ ኣብ ስታዲየም ይርከቡ።
ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ስታዲየም ሜት ላይፍ ብምርካብ ናይ ፍፃመ ፀወታ ክሳተፉ ምዃኖም ዴይሊ ሜል ስፖርት ፀብፂቡ፡፡
ብሓድሽ ኣቀራርባ 32 ጋንታታት ኣሳቲፉ እቲ ውድድር ዝተጀመረ ዋንጫ ዓለም ክለባት 2025 ኣብዚ ሕዚ እዋን…
ኢቫን ራኪቲች ካብ ኩዕሶ እግሪ ወፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ክሮሺያዊ ነበር ተፃዋቲ ባርሴሎና ኢቫን ራኪቲች ባዕሉ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምውፅኡ ዕላዊ ገይሩ።
እዚ ወዲ 37 ዓመት ክሮሽያዊ ካብ ባርሴሎና ብተወሳኺ ንክለብ ስፔን ሲቪያን ንክለብ ሳውዲ ኣልሻባብ ምፅዋቱ ይዝከር፡፡
ኢቫን ራኪቲች ንክለቡን ንሃገሩን ብሓፈሻ 971 ፀወታታት ዝገበረ እንትኾን 288 ሸቶታት ኣመዝጊቡ።…
መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ገብሬን ገመቹ ያደሳን ኣብ መበል 41 ማራቶን ኣትሌት ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ተዓዊቶም።
እቲ ውድድር ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ልዕሊ 200 ኣትሌታት ዘሳተፈ ውድድር ካብ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ገመቹ ያደሳ፣ ካብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መሰረት ገብሬ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም።
ነቶሞ…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ዲያጎ ዦታ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝሓለፈ ሓሙስ ብሓደጋ መኪና ሀይወቱ ዝሰኣነ ፖርቹጋላዊ ተሰላፋይ ቅድሚት መስመር ጋንታ ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ናይ ሓዉ ኣንድሬ ዦታ ን ስነ ስርዓት ቀብሮም ተኻይዱ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ኣርኔ ስሎት ሓዊሱ ኣባላት እቲ ጋንታ፣ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ፖርቹጋልን ብዙሓት ስፖርተኛታትን ብምርካብ ሕቑፊ ዕንበባ…
ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣ.ማ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚቴ ውድድርን ስነ ስርዓት ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውሳነ መሰረት ኣብ ካለባት ሲዳማ ቡና፣ መቻልን ሃዋሳ ከተማን ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ።
ሰለስቲኤን ክለባት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምምሕዳር ስርዓት ክፍሊት ብምትሕልላፍ እገዳ ዝተነበረሎም ተፃወትቲ ብውሕዱ…