Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፋሲል ከነማ ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፋሲል ከነማ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ዓመተ 2013 ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ። ኣብ መበል 25 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መስ ሃዋሳ ከነማ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ 1 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ። ብመሰረት እቲ ውፅኢት ብ23 ተፃውትቲ 53 ነጥብን ብ21 ሸቶታት ቀዳማይ ደረጃን ብምሓዝ ተዓዊቱ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ  1 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ዝወፅአትላ ብሕታዊት ሽቶ ቶማስ ምህረቱ ኣብ መበል 81 ደቒቕ ከምዘመዝገባ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ…

ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ወላይታ ዲቻ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ቸርነት ጉግሳ ኣብ መበል 55ን 76ን ደቓይቕ ከምዘመዝገበን ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ንተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን ብዛዕባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 2013 ዓ.ም ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኸላ ፈልሲ ብሄራዊ ሓምለዋይ ልምዓት ዓመተ 2013  ዝምልከት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባላት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ብዛዕባ እቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ገለፃ ተገይሩሎም፡፡…

ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ምሽት ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ብ3 ሺሕ መሰናኽል ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጌትነት ዋለ ብ8 ደቒቕ 9 ሰከንድ 47 ማይክሮ ሰከንድ ብምእታው ተዓዊታ፡፡ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ሳሙኤል ኣባተ ሳልሳይ ኮይኑ…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ኣዳማ ብምስዓር ካብ ሓደጋ ምውራድ ዘርሕቓ ውፅኢት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ለ 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ጋንታ ሰበታ ከተማ ኣብ መበል 35 ደቒቕ ኦሴ ማውሊ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሽቶ ኢያ ክትዕወት ክኢላ። ብመሰረት እዚ 33 ነጥቢ ብመሓዝ ደረጃኣ ናብ ሻድሸይቲ ክብ ክትብል ክኢላ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ…

ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትት ስዕር ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትትስዕር ጋንታታት ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን። ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ፋል ከነማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ስለዝኾነ ድማ ካብ ፕሪሜርሊግ ናይ ምውራድ ሓደጋ ዘለዋ ድሬዳዋ ከተማ ወሰንቲ ሰለስተ…