Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ማላዊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ። ኣብቲ ፀወታ መስዑድ መሓመድ ፣ ጌታነህ ከበደ ፣ሱራፌል ዳኛቸውን ኣቡበከር ናስርን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት ኢዩ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዋልያ ክዕወት ዝኸኣለ። በባህር ዳር ዓለም አቀፍ ስታድየም የተካሄደው ጨዋታ ሁለት ቡድኖች በቀጣይ ለሚያካሂዱት የአፍሪካ ዋንጫ ማጣርያ ጨዋታ አቋማቸውን ለማወቅ እንደሚያስችላቸው ይጠበቃል። እቲ ፀወታ ኣብ ዓለም…
Read More...

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን25 ተፃወትቲ ፃውዒት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ኢትዮጵያ ብኣሳዳእነት ካሜሩን ንዝካየድ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ማዳጋስካርን ኮትዲቯርን ንዘለዋ ፀዋታ ን25 ተፃትቲ ፃውዒት ገይሮም፡፡ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ማዳጋስካር መዘነኣ 15 መጋቢት 2013 ዓ.ም ኣብ ስታዲይም ባህርዳር ክትፃወት…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሰበታ ከተማን ሃዋሳ ከተማን ኣራኺቡ ነይሩ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ድማ ሰበታ ከተማ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡ የሰበታ ከተማን…

ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ- ኣይተ ዱቤ ጅሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ዱቤ ጅሎ ገሊፆም። ኣይተ ዱቤ ኣብ ትግራይ ዝግበር ደገፍ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ክልል ብዝነበረ ፀገም ፀፅታ ካብ ዝተጎድኡ ትካላት መንግስቲ ኮሚሽን ስፖርት ትግራይ ሓደ…

መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ቤተሰብ ስፖርት፣ ነበርቲ ክፍለ ከተማ የካን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። ዓወት ዓድዋ ዝዝክሩ መልእኽቲታት ኣብቲ መድረኽ ተመሓላሊፎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 8 ደቒቕ 22 ሰከንድን 65 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዋቲት ኮይና፡፡ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለምለም ሃይሉን ኬንያዊት ኣትሌት ቢትሪስ ቺቤት 2ይቲን…

ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 17፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ብሕታዊት ሽቶ ሃዲያ ሆሳእና ካሉሻ ኣልሃሰን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ነቲ ሊግ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ፋሲል ከነማን ሰበታ ከተማን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ስታዲየም…