Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ይካየድ ኣሎ። እቲ ውድድር ን10 መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ እውን ተሓቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብ26 ዓይነታት ስፖርት ዝነሓንሑ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ ተገሊፁ። ብዮናስ ጌትነት
Read More...

ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ረፋድ 3፡30 ኣብ ኩለመዳይ ስታዲየም ወንጂ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢዩ ክልቲአን ጋንታታት ነጥቢ ተኻፊለን ክወፅኣ ዝኸኣላ። መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ቀትሪ ሰዓት 9 ባህር ዳር ከተማን ሃዋሳ ከተማን…

መቐለ 70 እንደርታ  እንትትዕወት ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ኣብቲ ሊክ ንዘይምውራድ ኣብ ዝግበር ንሕንሕ ዝርከባ ጋንታታት ዝተፃወታሎም ሰለስተ ፀወታታት ብተመሳሳሊ ግዘ ሰዓት 9፡00 ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ኩለመዳይ ስታዲየም ወንጂ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ዓዲግራት…

ሪያል ማድሪድ ውዕል ራውል ኣሴንሲዮን ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ምስ ክለቡ ዝነበሮ ውዕሊ ክሳብ 2031 ኣናዊሓ። ወዲ 22 ዓመት ተፃዋቲ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ኣብ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዝፀንሕ ኮንትራት ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ዘፅንሕ ተሰማሚዑ'ሎ። ተፃዋቲ ተኸላኻላይ ሪያል ማድሪድ ራውል ኣሰንሲዮ ኣብ ሓድሽ ውዕሉ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሙሉጌታ ከበደ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ሞንጎ ጎበዝ ኣጥቃዕቲ ተፃዋታይ ኢትዮጵያ ዝኾነ ሙሉጌታ ከበደ ሰነ ስርዓት ቀብሪ ኣብ ኮልፌ ዝርከብ መካነ መቓብር ሙስሊም ተፈፂሙ። ሎሚ ንጉሆ ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ኣስክሬን ስኒት ድሕሪ ምክያዱ ስድርኡ፣ ኣፍቀርቲ ኩዕሶ እግሪ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ተወከልቲ ክለባትን ኣብ ዝተረኽብሉ ስነ-ስርዓት…

ሙሉጌታ ከበደ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኮንጎ ኮኾባት ተፃትቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኢትዮጵያውያን ሓደ ዝነበረ ሙሉጌታ ከበደ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ሙሉጌታ ከበደ ብዘጋጠሞ ሕማም ብሕክምና ሓገዝ እናተገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ ህይወቱ ሓሊፉ፡፡ ሙሉጌታ ከበደ ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ቅዱስ…

ሪያል ማድሪድ ንዲን ሁይሰን ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ተፃዋታይ ናይ ማእኸል ክፍሊ ምክልኻል ንዝኾነ ዲን ሁይሰን ካብ ቦርንማውዝ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እቲ ስፔናዊ ተፃዋታይ ኣብ ዝተዛዘመ ዘበነ ውድድር ኣብ እንግሊዛዊት ጋንታ ቦርንማውዝ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት÷ 32 ናይ ሊግ ፀወታታት ገይሩ ሰለስተ ሸቶታት ዘመዝገበ እንትኸውን፤ ክልተ ንሸቶ ዝኾና ኩዕሾ…