ስፓርት
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ክብረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትር ብምስባር ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ሳን ሲልቬስተር 2024 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ሓዱሽ ክበረወሰን ብምስባር ታዊቱ፡፡
ኣትሌት በሪሁ ነቲ ርሕቐት 26 ደቒቕ 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቱ ዘሎ፡፡
ኡጋንዳዊ ኣትሌት ጃኮብ ኪፕሊሞ ብሓንቲ ሰከንድ ድሒሩ ብምእታው ካልኣይ ደረጃን እንትሕዝ÷ ስፔናዊ ኣዴል ሚካኤል ድማ ሳልሳይ ደረጃን ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡
ክበረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትሮ ብኬንያዊው ኣትሌት ሮኔክስ ኪፑሩቶ ተታሒዙ…
Read More...
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ጋንታታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕን ሜትሮ መሕንኩሎን ስጉሚን ተግባራት ሜዳን ጋንታታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ዝላ ብራኸ ደቂ ኣንስትዮ÷ ኣትሌት ፓች ኡመድ ካብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 5 ነጥቢ 95 ሜትሮ ብምዝላል ቀዳመይቲ ኮይና፡፡…
ኢትዮጵያ ብፎርፌ ናብ ቀፃ ዙር ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ብፎርፌ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡
ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ፀወተአን ንምግባር መርሃ ግብሪ ወፂኡለን ከምዝነበረ ይዝከር።
ይኹን እምበር ዚምባብዌ ካብቲ ውድድር ንባዕላ ከምዘግለለት ብግላፃ ፀወታታት በፂሕኻ መልሲ ተሰሪዞም…
ኣብ ፀወታታት ቅነ በዓል ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይበረሉል
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ቅነ በዓል ልደት እንትቕፅሉ ኣብ ድትራፎርድ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 5 እንትካየድ÷ ኣብ ተደጋጋሚ ስዕረት ትርከብ ጋንታ ሩበን ኣሞሪም ማንቼስተር ዩናይትድ ብኒውካስል ዩናይትድ ከቢድ…
ማንቼስተር ሲቲ ናብ ዓወት ተመሊሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣዋርሕ ውፅኢት ብምስኣን ኣብ ቅልውላው ዝፀንሐት ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ድሕሪ 4 ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ንሌስተር ሲቲ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ አዕዊታ፡፡
ኣብ ፀወታ ቅንያት በዓል ልደት ካብ ሜዳኣ ወፃእ ንሌስተር ሲቲ ዝገጠመት ሲቲ÷ ብሳቪኒሆ ሞሬራን ኤርሊንግ ሃላንድን ግባት 2 ን 0 ተዓዊታ፡፡
ነቲ ውፅኢት ስዒቡ 31…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 6 ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ 11፡30 ሌስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ንማንቼስተር ሲቲ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡
ምሸት 12 ሰዓት ድማ ክሪስታል ፓላስ ምስ ሳውዝ ሃምፕተን፣ ኤቨርተን ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ፉልሃም ምስ በርንማውዝ ከምኡ እውን…
ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ ወዘተ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ፣ ተግባራት ሜዳን ስጉምን ከምዝካየዱ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ውድድር፥ 21 ጋንታታት፣ ክልተ ማእኸላት መሰልጠኒን ሓደ ኣካዳሚን ሓዊሱ 24 ትካላት ከምዝካፈላ ተገሊፁ።
ብሓፈሻ 331 ደቂ ኣኒስቲዮን 416 ደቂ ተባዕቲዮን ኣብቲ…