Fana: At a Speed of Life!

ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ብዝለዓለ ውፅኢት ቀፂሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ብዝለዓለ ውፅኢት ቀፂሉ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሱልልታ ኣብ 2 ሺሕን 150 ሄክታር መሬት ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ተዘዋዊርና ተመልኪትና ኢሎም።

ሉኣላዊነት ምግቢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዝጀመርናዮ ፃዕሪ ብዝለዓለ ውፅኢት ቀፂሉ ኣሎ ክብሉ እውን ኣፅንኦት ሂቦም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.