ሊቨርፑል እንትስዕር፤ ቼልሲ ብሰንደርላንድ ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ንክሪስታል ፓላስ 3 ን 1 ስዒራ፡፡
ሊቨርፑል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማካሊስተር፣ ቪርትዝን ኣሌክሳንደር ኢሳክን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ ክሪስታል ፓላስ ድማ ኤዲ ንኪታህ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ኣብ ካሊእ ፀወታ ቼልሲ ብሰንደርላንድ 1 ን 0 ተሳዒራ፡፡
ሰንደርላንድ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ሌ ፊ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ንብሬንትፎርድ ኣተኣናጊዳ 2 ን 0 ዝተዓወተተ ብራይተን ብግደኣ፤ ነጥባ 22 ብምብፃሕ 2ይ ደረጃ ካብ ማንቸስተር ሲቲ ተረኪባ።
ቦርንማውዝ ንኢፕስዊች 2 ን 1 ዝሰዓረትሉ ካሊእ ፀወታ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ዝተኻየደ እዩ።