ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ሓበራዊ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዲሪኢ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ሓዊሱ ተመረፅቲ ኣባላት ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ተረኺቦም፡፡
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ብዕሊ ኣጀሚሮም፡፡
ብመላኩ ገድፍ