Fana: At a Speed of Life!

መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛነታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል ሓርበኛታት ጀጋኑ ጥንታዊት ኢትዮጵያ፣ ስድራ ሓርበኛታት፣ ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ካልኦትን ተረኺቦም።
ካብዚ ብተወሳኺ ብዙሓት ነበርቲ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር እቲ መዓልቲ የክብርዎ ኣለው።
ብዙፋን ካሳሁን
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.