Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር 21 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መበል 85 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት ምኽንያት ብምግባር መድፍ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል።

ብመሰረት እዚ ፅባሕ 27 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ሰዓት 12 ወጋሕታ 21 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ኣመልኪቱ፡፡

ብምዃኑ ድማ ነበርቲ እታ ከተማ ኣብቲ ጉዳይ ግቡእ ሓሬታ ንኽህልዎም እቲ ሚኒስቴር ኣገንዚቡ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.