ስፓርት
ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ ዓለም ለኸ ፀወታታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ።
እቲ ፕሪሚየር ሊጉ ካብ 6ይ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ምክያድ እንትቕፅል÷ ቀጥታ ፈነወ ሱፐር ስፖርት ከምዝረክብ ተሓቢሩ።
ኣብ ቀፃሊ ዝግበሩ 172 ፀወታታት ቀጥታ ሽፋን ንመሃብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ዝገለፀ ማሕበር ኣክሲዮን እቲ ሊግ÷ ካብ ስምምዕነት ወፃእ ዝግበሩ ፀወታታት ብሰብ ስራሕ ምስትውዓል ሽፋን ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት…
Read More...
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ልዕሊ 220 ሚሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ እናተኻየደ ዝነበረ መበል 27 ስሩዕ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን2016 ዓ.ም ዝውዕል ልዕሊ 220 ሚሊየን ብር በጀት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
እቲ በጀት በጀት÷ ብስልጠና ከምኡ እውን ንስፖርታዊ ውድድራት ዝውዕ ምዃኑ ተገሊፁ።
ፕሮጀክት ስልጠና መናእሰይ በቲ በጀት ክትካእ ከምዝግባእ እውን ተሳተፍቲ…
ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ።
ኣትሌት 2:21:28 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ነቲ ውድድር ብዓወት ዛዚማቶ።
ንኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ብምኽታል ኬንያዊት ኣትሌት ሴሊ ቼፕየጎ ካፕቲች 2:21:55 ብብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ካልአይቲ ወፂኣ።
ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኬኒያዊ ኣትሌት ፊሊሞን…
ፀወታ ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ ዘተኣናገደትሉ ፀወታ፥ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ መበል 27 ደቒቓ ብዘቑፀራ ሸቶ ማንቸስተር ሲቲ ክትመርሕ ክኢላ ኢያ።
ይኹን እንበር ትሬንት ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ…
ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ሃገራዊ ውድድር፥ ካብ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳራት ከተማን ክለባትን ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ብዓለምለኸ መዓቐንታት ዳያኑ ዝተሓረዩ 84 ኣትሌታት ምዝሳተፉ ተገሊፁ።
5፣ 7ን 10ን ኪሎሜትሮ ዝሸፈነ ርሕቐት ብኽልቲኡ ፆታ ውድድር ከምዝካየድ ድማ ተሓቢሩ።…
መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብዚ ሰሙን 10 ፀወታታት ክእንግድ እዩ።
ብመሰረት እዚ ንሰሌዳ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝመርሓ ዘለዋ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ሎሚ መዓልቲ ክጋጠማ እየን።
ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ እተእንግደሉ ፀወታ፥ ማንችስተር ሲቲ ክትዕወት ትኽእል ኢያ…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ ክብረወሰን ፀዲቑ።
ኣብ ኣሜሪካ ኢውጅን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኣትሌት ጉዳፍ ነቲ ርሕቕት ብ14 ደቒቓ 00 ሰከንድን 21 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ክብረወሰን ዓለም ምምዝጋባ ይዝከር።
ብመሰረት እዚ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ዘመዝገበቶ…