Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት በምውፃእ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ብዘቐፀራ ብሕታዊት ሸቶ ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ። እቲ ብሕታዊት ሸቶም ቡሩኖ ፈርናንዴዝ ኢዩ ኣቑፂሩዋ። ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ኣብ ከቢድ ፅዕንቶ ዝነበረ ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ሩፍታ ረኺቡ ኣሎ። ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ዝረኸቦ 3 ነጥቢ ሓዊሱ ብድምር 18 ብምብፃሕ ንግዚኡ ኣብ መበል ሻድሻይ ደረጃ ተሰሪዑ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
Read More...

መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ። ኣትሌት ደራርቱ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጃፓንን ዘሎ ናይ ስፖርት ዲፕሎማሲ ንክጠናኸር ንዝገበሮም ኣስተዋፅኦ ኢዩ ሽልማት ኣበርኪቱ። ኣብ 2019 ዓ.ም.ፈ እታ ኣትሌት ናይ ጃፓን ስፖርት ኤጀንሲ ኮሚሽነር ምስ ዝኾኑ ሱዙኪ ዳይቺንን ናይ ቶኪዮ…

ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ናይ ሜዳ ፀወታታት ኣብ ሞሮኮ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ክልተ ናይ ሜዳ ፀወታኣ ኣብ ሞሮኮ ከምተካይድ ተገሊፁ። ፈላማይ ፀወታ ምስ ሴራሊዮን 5 ሕዳር 2016 ዓ.ምን ካልኣይ ፀወታ ድማ ምስ ቡርኪና ፋሶ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡፡ በዚ ድማ ክልቲኦም ናይ መፃረዪ ፀወታታት ኣብ…

ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ስምምዕነት ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸይሙ። ኣሰልጣኝ ገብረመድህን ዋና ኣሰልጣኒነት እታ ሃገራዊት ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ከምዝፈፀመ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡ እቲ ኣሰልጣኒ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ትሳተፍ…

ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ 2023 ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ(ካፍ) 2023 ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ዝርዝር 30 ተፃወትቲ ብሕፁይነት ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ 20 ዝኾኑ ኣብ ጋንታታት ኣፍሪካ ዝፃወቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝርዝር፥ ሞሃመድ ሳላህ፣ ሪያድ ማህሬዝ፣ ኣሺራፍ ሃኪሚ፣ ሞሃመድ ኩዱስ፣ ቪንሴንት ኣቡበከር፣ ሳዲዮ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኣብዲሳ ጀማልን እሰጋኸኝ ጴጥሮስ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንተመዝግቡወን ዘርኣይ ገብረስላሴ ድማ ብሕታዊት ሸቶ ድሬዳዋ ከተማ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ…

ሉሲታት ናይ መልሲ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኦሎምፒክ ደቂ ኣንስትዮ 2024 ካልኣይ ዙር ናይ መልሲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘነኣ ክተካይድ ኢያ። እቲ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 12፡10 ኣብ ኣቡጃ ስታዲየም ኣቢዮላ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ሉሲታት ናይ መልሲ…