Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ዝራኸባሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመፅዋዕ ዓለም ኳታር ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ከተኣናግድን ኢዩ። ሃገራዊያን ጋንታታት ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዝራኸባ እንትኾና÷ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ተገይሩሉ ይርከብ። ፅባሕ ፈረንሳይን ኣፍሪካዊትዋ ሞሮኮን ዝገብረኦ ፀወታ እውን ካሊእ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኢዩ። ሞሮኮ ብሕታዊት ተወካሊት ኣፍሪካ እንትትከውን÷ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዝበፅሐት ኣፍሪካዊት ሃገር ዝብል ታሪኽ ኣመዝጊባ ኢያ። ፅዋዕ ዓለም እንተተዓዊታ ድማ ካሊእ ሓዱሽ ታሪኽ…
Read More...

መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ቀትሪ ሰዓት 10 ጋንታ መቻል ምስ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ፀወተአን ዝገብራ እንትኾና÷ ሃዲያ ሆሳእና ምስ ኣዳማ ከተማ ሰዓት 1 ክፃወታ ኢየን፡፡ እቲ ሊግ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ብ22 ነጥቢ እንትትመርሕ ጋንታ…

ብሕታዊት ተወካሊት ኣፍሪካ ዝኾነት ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓዕቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ክልተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል  ፀወታአን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ከካይዳ ኢየን። እንግሊዝ ምስ ፈረንሳይ ድማ ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከምዘካይዳ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ይሕበር። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ብራዚል ምስ ክሮሺያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ቀፂሉ ምሸት ሰዓት 4 ኣርጀንቲና ምስ ኔዘርላንድስ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ፕሪሚየርሊግ ዝውውር ተፃወትቲ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝውውር ተፃወትቲ ደቂ ተባዕትዮ ፕሪሚየር ሊግ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ዝውውር መንፈቕ ዓመት እቲ ውድድር ካብ 18 ታሕሳስ ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ተሰናቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ከምዝተሰናበቱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን ኣፍሊጡ። ስፔን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳር ብሞሮኮ ብፍፁም ቅላዕ ምስዓራ ስዒቡ÷ እቲ ፌዴሬሽን ንኤንሪኬ ካብ ኣሰልጣኒነቶም ኣሰናቢቱዎም ኣሎ። ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን÷ እቲ ኣሰልጣኒን ናይ ጋንታ መሓዙቱን እታ ሃገራዊት ጋንታ…

ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ኣርሒቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ከምዘርሓቐ ዕላዊ ገይሩ። ቤልጂየም ኣብ ቀዳማይ ዙር  ዋንጫ ዓለም ምስንባታ ስዒቡ ኢዩ ካብቲ ብሄራዊ ጋንታ ወፂኡ። እቲ ወዲ 31 ዓመት ንሃገሩ ኣብ 126 ፀወታታት ብምስላፍ 33 ሸቶታት ምቑፃሩ  ጎል ዶት ኮም ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…