Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ። ኣብ ወድድር 10 ሺሕ መሄትሮ ደቂ ኣኒስትዮ ኣብ ናይ መወዳእታ ካልኢታት ኣትሌት ለተሰንበት ንሄለን ኦቢሪ ብኩርንዓ ወቒዓ ብዘብል ኬኒያ ንዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ቅርታ ኣቕሪባ። ይኹን እንበር ለተሰንበት ንሄለን ኣብ ወወዳእታ እቲ ውድድር ቀዲማታ ከምዝነበረትን እቲ ዙር ብቀዳምነት ናይ ምዝዛም ዕድላ ልዑል ምዃኑን ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ክሲ ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ካብ ኣፍሪካ ስፖርት ዝረከብናዮ ሓበሬታ…
Read More...

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም፥ ኢትዮጵያ ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ። ብብመሰረት እዚ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10:15 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ፣ ኣባበል የሻነህን ኣሸቴ በከሪን ክሳተፉ ኢዮም። ለይቲ 11፡20 ኣብ ዝካየድ ውድድር…

ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ። ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ ከተካይድ እያ። ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ፣ ኣትሌት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉን ልዑል ውፅኢት ከምፅኡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ ሻምፒዮና ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብቻናል ኢቲቪ መዝናኛ ኣቢሉ ብቐጥታ ከምዝፍኖ እቲ ጣቢያ ኣፍሊጡ።…

መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ። እቲ እዋን ዝውውር ክሳብ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንመፃረዪ ፀወታ ቻን 23 ተጻወትቲ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ቻን ዝፅበያ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 23 ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ ቻን፥ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ክትገብር ኢያ። 15ን 24ን ሓምለ 2014 ዓ.ም ዝግበሩ እቶም ክልቲኦም…

ሓፀርቲ ናይ ዝውውር ዜናታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ጋንታታ ኩዕሾ እግሪ ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ዘመነ ውድድር ተጠናኺረን ንምቕራብ  ኣብ ናይ ዝውውር ዕዳጋ እናተሳተፋ ይርከባ። ቅድም ክብል ኧርሊንግ ሃላንድን ካብ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ዘፈረመት ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ንኬልቪን ፊሊፕስን ካብ ጋንታ ሊድስ ዩናይትድ ኣፈሪማቶ።…