ስፓርት
መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሳልሳይ ደረጃ ንዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተሳሊጡ።
ኣብ ኮሎምብያ ከተማ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም 3ይ ደረጃ ዝሓዘ ልኡኽ፤ ትማሊ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
እቲ ጉጅለ ሎሚ ንጉሆ ሰዓት 1፡30 ካብ ሆቴል ስካይላይት ተበጊሱ፤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተመርጹ ቀንዲ ጽርግያታት ብምዝዉዋር ንዜጋታት እንኳዕ ሓጎሰኩም ከምዝበሉ ተገሊፁ።
ሎሚ ኣብ…
Read More...
ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ለይቲ ኣብ ዝነበረ ውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ9 ደቒቓን 6 ሰከንድን 19 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ።
ኣትሌት ዘርፌ ወንድማገኝ ድማ 9 ደቒቓ 6 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ውድድራ ብምዝዛም ካልአይቲ…
ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔ ምስ ፊፋ መዘነኦም ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ብምዃን ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም።
እቲ ውድድር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ታንዛኒያ ቃሲም ማጃሊዋ ተረኺቦም፡፡
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተውፃእፅኣ 24 ጋንታታት ዘሳትፍ እቲ ውድድር÷…
ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝካየድ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ሽሕ ሜትሮ ፍፃመ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ልኬነህ ኣዘዘ 7:44.06 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ።
ካሊእ ኣብ ውድድር ዝተኻፈለ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ድርባ ግርማ 7:50.63 ብዝኾነ ሰዓት 4ይ ኮይኑ ብምዝዛም ዲፕሎማ ረኺቡ።
ብተመሳሳሊ 800 ሜትሮ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ…
ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ።
እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር÷ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ምስ ጋንታ ኣርሰናል ኣብ ስታዲዮም ሼልስት ፓርክ ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብ ፈላማይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ÷ ጋንታታት ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም፣ ቼልሲ ምስ ኤቨርተን…
ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣማሲዩ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።
ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 1 ደቒቓን 48 ሰከንድን 39 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ቀዳማይ ብምውፃእ፣ ኣትሌት መርሲሞይ ካሳሁን 1…
ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ።
ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 37 ሰከንድ 24 ማይክሮ ሰከንድ ብምዝዛም መበል ካልኣይ ደረጃ ሒዙ።
ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና…