Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴንማርክን ቱኒዚያን ብማዕረ ውፅኢት ባዶ ብባዶ ተፈላሊየን። ነዚ ስዒቡ ነጥቢ ተማቒለን ኣለዋ። መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣብ ኳታር ይካየድ ምህላዉ ይፍለጥ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...

ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ። እቲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርተን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያን ትካል ተራንስፖርት ጣና ሃይቂን ብምውሃድ ኢዮም ኣጣይሸምዎ። መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ትካል በዝምልከት ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ካልኦት…

ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 10 ደቒቓ ሊዮኔል መሲ ብፍፁም ቅፅዓት ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ቅድሚ ዕረፍቲ 1 ንባዶ ምምራሕ እኳ እንተኸኣለት፥ ስዑዲ ዓረብ ደሕሪ ዕረፍቲ ውፅኢት እቲ ፀወታ ቀይረምዎ። ብመሰረት እዚ ስዑዲ ዓረብ  ኣብ ልዕሊ ኣርጀንቲና 2 ን1 ተዓዊታ ኣላ።…

ኣብ ኳታር እናኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ÷ ካብ ምድብ ሰለስተ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ስታድዮም ሉሳይል ሰዓት 7 ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ። ኣብቲ ምብድ ዝርከባ ሜክሲኮን ፖላንድን ድማ ሰዓት 1 ጨወተአን ከካይዳ…

ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንኢራን 6 ን 2 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንኢራን 6 ን 2 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ካልኣይ መዓልቲ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራዊያን ጋንታታት እንግሊዝን ኢራንን ተራኺበን። ኣብቲ ፀወታ÷ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ 6 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ንኢራን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።…

ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ብምኽኒያት ጉድኣት ንሳዲዮ ማኔ ዘየሰለፈት ሴኔጋል ምስ ኔዘርላንድስ ሰዓት 7 ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣብ ጉጅለ ክልተ ዝርከባ እንግሊዝን ኢራንን ድማ ሰዓት 10 ጨወተአን ከካይዳ ኢየን።…

ኣብ መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ብኢኳዶር 2 ን 0 ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ትማሊ ምሸት ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተጀሚሩ። ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ምስ ደቡብ ኣሜሪካዊት ሃገር ኢኳዶር መኽፈቲ ፀወታኣ ኣካይዳ። ኣብቲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኳታር ብኢኳዶር መዘናኣ 2 ን 0 ተሳዒራ። ክልቲአን ሽቶታት ኢኳዶር ኢነር ቫለንሺያ ኣመዝጊቡወን። ነዚ ስዒቡ ድማ ኳታር ኣብ ታሪኽ…