Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ። እቲ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ ስታዲየም ብናይ ክልቲአን ሃገራት ሰንደቕ ዓላማ ማዕሪጉ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...

ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ትሕቲ 23 ዓመት ሴካፋ ዝቕፅል ቀዳማ ከምዝጅመር ተገሊፁ። ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ እቲ ውድድር፥ ተኣንጋዲት ሃገረ ዴሞክራቲክ ረፐብሊክ ኮንጎ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ ኣብ ባህርዳር ክሳተፋ ኢየን። እቲ ውድድር ዝቕፅል ቀዳም ሰዓት ትሽዓተ ኢትዮጵያ ምስ…

ተዓዋትነት ኣትሌታት ወነ ተዓዋትነት ኢትዮጵያውነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ኣፋኒየን። ኢትዮጵያ ኣብ ኦሎምፒክ ዘለዋ ድሙቕ ታሪክ ንክቕፅል ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝሳተፉ ኣትሌታት ድሙቕ ታሪክ ንክፅሕፉ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓደራ ኢለን። ኣብ ሮም ኦሎምፒክ ብማራቶን ዝተጀመረ ዓወት ጅግና ኣበበ ቢቂላ ብጥራሕ…

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ክልተ ተመዲባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ክልተ ምስ ኤርትራን ቡሩንዲን ተደልዲላ። ትሽዓት ሃገራት ኣብ ዝሳተፋሉን ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦን ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ፥ ምድብል ድልድል ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ 1ይ ምድብ, ዩጋንዳ፣ ታንዛኒያ፣ ዲሞክራቲክ ኮንጎ 2ይ ምድብ, ኢትዮጵያ፣ ቡሩንዲ፣…

ሃገራዊት ጋንታ ጣሊያን ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ጣሊያን ንእንግሊዝ ብምስዓር ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣውሮፓ ኮይና። ትማሊ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ፍፃመ ፀወታ፥ ሃገራዊት ጣሊያን ብፍፁም ቅላዕ ኢያ ሻምፒዮና ኮይና ዘላ። ኣብ ከተማ ለንደን ስታዲየም ዌምብለይ ኣብ ሞንጎ ሃገራዊያን ጋንታታት እንግሊዝን ጣሊያንን ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ኣብ ስሩዕ ፀወታ…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ እንግሊዝን ጣሊያንን ናብ ፍፃመ ፀወታ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምሌ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንዴንማርክ ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እቲ ፀወታ ኣብ ስሩዕ ሰዓት ሓደ ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን፥ እንግሊዝ ኣብ ተወሳኺ ሰዓት ሓንቲ ሽቶ ብመውሳኽ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ስለዝኾነ ድማ ናብ ፍፃመ ፀወታ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ…

ስራሕቲ ሕድሳት ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሕድሳት ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ሕድሳት ንምግባር ቅድሚ ክልተ ሰሙን ውዕል ዝተኣሰረ እነትከውነ፥ ብመሰረት እቲ ውዕል ኢዩ ሕድሳት ተጀሚሩ ተባሂሉ። ካፍ ብመሰረት ዝሃቦም ርእይቶታት ከምዝሕደስ ድማ ተገሊፁ። ስለዝኾነ መፃወቲ ሜዳ፣ መኽደንን መሕፀብን ክፍሊታት፣ ናይ ተዓዛቢ ቤተ ፈተነን…