Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ጋንታታት ፕሪሜርሊግ ልዕሊ 3 ናይ ወፃኢ ተፃወትቲ ከፈርማ ኣይኽእላን – ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝውውር ናይ ወፃኢ ሃገራት ኣመልኪቱ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዘበነ ውድድር 2014 ዓ.ም ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዝሳተፋ ጋንታታት ልዕሊ 3 ናይ ወፃኢ ተፃወትቲ ከፈርማ ከምዘይኽእላ ወሲኑ። ቅድም ክብል ኣብ ዝነበረ መምርሒ ዝውውር ተፃወትቲ መሰረት ብምግባር ሓንቲ ጋንታ ክሳብ ሓሙሽተ ናይ ወፃኢ ተፃወትቲ ዘፈርማሉ ኣሰራርሓ ካብ 2014 ዓ.ም ቁፅሩ ብምንካይ ሰለስተ ተፃወትቲ ጥራሕ ከፈርማ ከምዝኅእላ እቲ ፌሰዴሬሽን ሎሚ መዓልቲ ኣፍሊጡ፡፡…
Read More...

ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንስ ሊግ ዮሚፍ ቀጀልቻ ዓወት ቀኒዑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ኖርዌይ ኦስሎ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንስ ሊግ ዮሚፍ ቀጀልቻ ዓወት ቀኒዑዎ። ዮሚፍ ብ 3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን፥ እቲ ርሕቐት 7 ደቒቕ 26 ሰከንድን 25 ማይክሮ ሰከንድን ከምዝዛዘመ ካብ ኣትሌቲክስ ዩናይትድ ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ፥…

ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ዝካየድ ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020 ንምስታፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቲ ምድላው ኣመልኪቱ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ዶክተር አሸብር ወ/ጊዮርጊስን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር አትሌት ደራርቱ ቱሉን ሓበራዊ መግለፂ ሂቦም። ኦሎምፒክ ቶኪዮ 2020…

ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ብክልተ ሰሙን ከምዝተናውሐ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ውድድር 10 ሓምለ 2013 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። እቲ ውሳነ ናይ ሴካፋ ከምዝኾነ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ውድድር ቅድሚ ምጅማሩ ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ሃገራዊ…

ኣብ ጣሊያን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ጄ ሶል ሙንላይት ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። እቲ ውድድር ብውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታዬ ግርማ 1 ሰዓትን 4 ደቒቕን 11 ሰኮንድን ብምእታው ቀዳማይ እንወፅእ፥ ኣትሌት ዳምጤ ካሹ ታዬ 1 ሰዓት 7 ደቒቕን 13 ሰከንድን ብምእታው 6ይ ብምውፀእ…

ውድድር ሴካፋ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ፅዋዕ ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 11 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝካየድ እንትኸውን፥ 11 ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካን ሓንቲ ዕድምቲ ሃገርን ብድምር 12 ሃገራት ዝሳተፋሉ ኣህጉር ኣቀፍ ውድድር…

ኣብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣውሮፓ ቤልጂየም ምስ ፖርቹጋል ከምኡ እውን ጀርመን ምስ እንግሊዝ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

አዲስ አበባ ፣ ሰኔ 17 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ዝሓለፋ ሃገራዊ ጋንታትት ተፈሊጠን። ግጥማት ምድብ ትማሊ ምሸት ዝተዛዘሙ እንትኾኑ፥ ፈረንሳይ፣ ፖርቹጋልን ጀርመንን ካብ ዝተመደባሉ ምድብ ተተሓሒዘን ሓሊፈን፡፡ ኣብ ናይ ትማሊ ፀወታ ፈረንሳይ ምስ ፖርቹጋል ከምኡ እውን ጀርመን ምስ ሃንጋሪ ብተመሳሳሊ ውፅኢት ክልተ ማዕረ…