Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም። ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ፥ ቅድም ክብል ዝተመረፀ ስታዲየም ባህርዳር ናይ ካፍ ደረጃ ብዘይምምልኡ ካፍ ኢትዮጵያ ንምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ እትገብሮ ፀወታ ኣብ ካሊእ ሃገር ስታዲየም ንክትገብር ምውሳኑ ይዝከር። ስለዝኾነ ካፍ ኢትዮጵያ ናይ ምፅራይ ፀወታ እትገብረሉ ስታዲየም ንክተፍልጥ ምሕታቱ ስዒቡ እቲ ፌዴሬሽን ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ምምራፁ ኣፍሊጡ። እቲ ስታዲየም 41 ሺሕን 100…
Read More...

ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ክትሳተፍ ኢያ። ብ5 ሺሕን 10 ሺሕን ሜትራት ከምኡውን ብፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ዝወነነት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ዓመተ 2022 ከምእትሳተፍ ኣትሌቲክስ ዓለም ኣፍሊጡ። እታ ኣትሌት ኣብ ዓመት 2021 ኣብ ዝገበረቶ ውድድር ፍርቂ…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ። ረፋድ ሰዓት 4 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ንጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ብምስዓር  ነጥቢ ረኺባ፡፡ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ሄኖክ ኣየለን ኣብዱራህማን…

ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ንካልኣይ ግዘ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 06 ደቒቓን 44 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ዛዚማቶ። ኣትሌት ጎይተይቶም ገብረስላሴ ድማ  1 ሰዓት 06 ደቒቓን 45 ሴኮንድን ብምእታው ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ከምዝዛዘመት ካብ  …

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ስዒራ ስዒራ። ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ፍቓዱ ኣለሙ ኣብ መበል 75 ደቒቅ እታ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ፋሲል ሎሚ መዓልቲ ምስዓሮም ስዒቡ ነጥባ ናብ 40 ክብ ብምባል 2ይ ደረጃኣ ሓሊያ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ባርሴሎና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ንምውፃእ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባርሴሎና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ንምውፃእ ተዓዊቶም። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነ 2 ሰዓት 5 ደቂቃን 52 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ከምዝወፅ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣…

ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ትሳተፍ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ኢትዮጵያ ሆቴል ተረኺበን ኣፋኒየን፡፡…