Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ሻውዓይ ምድብ ተደልዲላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ ዝካየዱ ግጥማት ኣብ ሻውዓይ ምድብ ተደልዲላ። እታ ሃገራዊት ጋንታ፥ ምስ ጋና፣ ደቡብ ኣፍሪቃን ዚምባብወን ኢያ ተመዲባ ዘላ። እቲ ምድብ ድልድል ኣብ ከተማ ካይሮ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ከካብ ምድቡ ዝሓለፋ ሃገራውያን ጋንታታት መሊሰን ብዕጫ ተደልዲለን ክፃወታ እየን። ኣብ ናይ በፂሕኻ መልሲ ፀዋታ ዝተዓወታ 5 ሃገራውያን ጋንታታት ከኣ ኳታር ኣብ እተአናግዶ ዋንጫ ዓለም ንኣፍሪቃ ወኪለን ይሳተፋ። ዋልያ ብዝብል…
Read More...

ወልዋሎ መይድኡ ንክግምገመሉ ሕቶ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወልዋሎ ንዝሓለፉ ኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ፅገና ዝፀንሐን ኣብ ወርሒ ጥሪ 2012 ዓ.ም ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉን መይድኡ ብኣወዳደርቲ ኣካላት ንክግምገመሉ ብደብዳበ ሕቶ ኣቕሪቡ። እቲ ሜዳ ብዝሓሸ ፅሬት ከምዝተሰርሐ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ተፃወትቲ ማሊያ ዝቕይርሉ ክፍሊ፣ ሓፁር እቲ ሜዳን ካልኦት ተመሳሰልቲ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ለሜቻ ግርማን ብሉፃት ኣትሌታት መናእሰይ ኣፍሪካ ብምዃን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኣብቲ ዓውዲ ዝበለፁ ኣትሌታትን ኣሰልጣኒን 2019 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያዊ ኣሰልጣኒ ሁሴን ሺቦ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዓመተ 2019 ብምዃን ተመሪፆም። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ለሜቻ ግርማን ድማ ብኽልቲኡ ፆታ ብሉፃት ኣትሌታት መናእሰይ ብምዃን ተዓዊቶም።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ። ትማሊ ዕላዊ ዝተገበረ ምድብ ድልድል መፃረዪ ፀዋዕ ዓለም 2020፥ ምስ ሃገወራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝራኸባ ሃገራዊ ጋንታታት ተፈሊጠን ኣለዋ። ብመሰረት እዚ፥ ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ደቡብ ፍሪካን ዚምባብዌን ተደልዲላ ኣላ።…

ኣብ ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንሰበታ ከተማ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ መይዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ንጋንታ ሰበታ ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ክልተ ንሓደ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ። መቐለ 70 እንደርታ ዝተዓወተትለን ክልተ ሽቶታት፥…

ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ቡሩንዲ ክትራኸብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ቡሩንዲ ክትራኸብ ኢያ። ብኣሰናዳእነት ሃገራት ኮስታሪካን ፓናማን ዝሳለጥ 10ይ ግጥም ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕላፍ ኣብ ዝግበር መፃረዪ ፀወታ ኢያ እታ ሃገራዊት ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቡጁምብራ ምስ…

ስሑል ሽረ ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ 2 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ስሑል ሽረን ፋሲል ከነማን ፀወተአን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ኣካይደን። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ስሑል ሽረ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ፋሲል ከነማ 2 ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ ኣላ። እተን ሸቶታት ሳሊፍ ፎፋና ኣብ መበል 86…