Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ተፀምቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ካሜሮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፈን። ትማሊ ምሸት ሰዓት ሓደ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ንኬፕ ቬርዴ 2 ን 0 ብምስዓር ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ክትፅምበር ክኢላ፡፡ ሴኔጋል ፀብለልታ ኣብ ዘርአየትሉ እቲ ፀወታ፥ ሳዲዮ ማኔን ባምባ ዲዬንግን ድሕሪ ዕረፍቲ ነተን ሽቶታት ኣቑፂሮምወን፡፡ ኣብቲ ፀወታ ክልተ ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኬፕ ቨርዴ ብቀይሕ ካርዲ ዝተሰናበቱ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ውድድር…
Read More...

ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ። ትማሊ ምሸት ሓደ ሰዓት ጋምቢያ ምስ ጊኒ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ብብሕታዊት ሽቶ ሙሳ ባሮ 1 ን 0 ብምስዓር ኢያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትፅምበር ክኢላ ዘላ፡፡ ብኻሊእ ፀወታ…

10ይ ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅምሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)10ይ ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየዱ ኢዮም። ትሽዓተ ሰሙናት ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተኻየዱ እንትኾኑ፥ ምድላው ብሄራዊ ጋንታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ስዒቡ 15 ታሕሳስ ከምዝተቛረፀ ይዝከር። መመሓደሪ ኣካል እቲ ሊግ ፅዋዕ ኣፍሪካ…

ዋሊያታት ሎሚ መዓልቲ ምሸት ምስ ካሜሮን መዘነኦም ክፃወቱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን መዘነኣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክተካይድ ኢያ። ብኣሰናዳእነት ካሜሮን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸትሰዓት ሓደ ትፅቢት ዝግበረሉ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ምስ ኣሰናዳኢት ሃገራዊት ጋንታ ክትገብር ኢያ፡፡…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ፈላማይ ፀወታ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ኬፕ ቨርዴ ፀወታኣ ኣካይዳ። ብውፅኢቱ ድማ ኢትዮጵያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ። ኣብ መጀመርታ እቲ ፀወታ ያሬድ ባዬ ብቀይሕ ካርዲ ምውፅኡ ስዒቡ ዋሊያታት ብጎዶሎ ፀወተኦም ንምዝዛዘም ተገዲዶም ኢዮመ። መበል 31 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ትማሊ ተጀሚሩ…

ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ መበል 13 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ዛዚሙ። ቅድሚ ሕዚ ብዝተፈጠረ ክፍተት ኣሰራርሓ ምኽንያት ካብ ፈፃሚ ስራሕ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ተኣጊደን ንዝነበራ ወይዘሮ ሶፍያ ኣልማሙ ናብ ፈፃሚት ስራሕ ቦተአን ንኽምለሳ ውሳነ ሓሳብ ናብቲ ጉባኤ ቀሪቡ ብሙሉእ ድምፂ…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝነበረ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትሽዓተ ናይ ፀወታ ሰሙናት ዘተኣናገደ ናይ ሃዋሳ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ኣዳማ ከተማን ባህርዳር ከነማን ሰዓት ትሽዓተ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ነበር ኣሰልጣኒ ባህርዳር ከነማ ፋሲል ተካሊኝ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ሒዙ…