ስፓርት
ኣብ ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 23 ውድድር ስጉሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ወርቂ ሜዳሊያ ረኺባ።
ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ዝተኻየደ ውድድር ስጉሚ 20 ኪሎ ሜትሮ÷ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬን ምስጋና ዋቁማ ብዓወት ዛዚሞም።
ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያ ብክልቲኡ ፆታ ውድድር ስጉሚ 2 ወርቂ፣ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ 1 ወርቂን 1 ብሩርን፣ ብ5 ሺህ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ 1 ወርቂን 1 ብሩርን ከምኡአ ውን ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ 1…
Read More...
ፈረንሳይ፣ እንግሊዝን ኔዘርላንድስን ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላን ንምፅምባር ሓያል ንሕንሕ ክገብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ -ግብሪታት መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ናብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅምባር ብርቱዕ ንሕንሕ ዝፅበየን ሃገራዊ ጋንታታት ክፃወታ ኢየን፡፡
ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፈረንሳይን ፖላንድን ከምኡ እውን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ምስ ኦስትሪያ ክገጥማ ኢየን፡፡…
ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሰዓት 4 ምሸት ዘካይድኡ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ጣልያን ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልቲኡ ዙር ብመሰረት ዝገበረቶ ፀወታታት ምድብ ክልተ፥ 3 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኣላ።
ክሮሺያ ድማ 1 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብቲ ምድብ…
ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ” 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ “መቻል ንኢትዮጵያ" 10 ኪሎ ሜትሮ ዝቕፅል ሰንበት 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡
እቲ ውድድር ጉያ ጎደና÷ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ጋንታ ስፖርት መቻል ምኽንያት ብምጋብር ኢዩ ዝካየድ፡፡
መበገሲኡን መዛዘሚኢን መስቀል ኣዳባባይ ኣብ ዝገብር ውድድር ጉያ÷ ብዙሓት ሰባት…
ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ቅዱስ ጊዮርጊስ ብኤፍሬም ታምራት (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንትተመመዝግብ÷ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ማዕረ ዝኾነትላ ሸቶ ድማ ባሲሩ ዑመር ኣመዝጊቡዋ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ዝካየድ…
ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።
ኣሰናዳኢት ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ መዘነኣ ትገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም ፍራንክፈርት ኣሬና ክካየድ ኢዩ፡፡
ክልቲኡ ናይ ምድብ ፀወታ ዝተዓወተት…
ዩክሬን ንስሎቫኪያ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ካልኣይ ዙር ፀወታ መፃዪ ምድብ ሎሚ ቀፂሉ እንትካየድ ዩክሬን ንስሎቫኪያ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ስሎቫኪያ ኣብ መበል 17 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ እናመርሐት ፀኒሓ፤ ዩክሬን ኣብ መበል 54ን 80ን ደቒቕ ብዘመዝገበተን ክልተ ሸቶታት ወሰንቲ…